Source: Abrham Faኣብቲ ዝግበር ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ፡ ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ኣብ ማእከል ተቐርቂሮም ጉድኣት ከይወርዶም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ስግኣቱ ገሊጹ። ብሓደ ጀነራል ዝምራሕ ንዋና ከተማ ሊብያ ንምቁጽጻር ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት 150 ስደተኛታት ካብ ሓደ ናይ ትራብሎስ መደበር ስደተኛታት ከምዝወጹ ተጌርሩ።
ኣብቲ ዝግበር ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ፡ ኣብ ሊብያ ዘለዉ ስደተኛታት ኣብ ማእከል ተቐርቂሮም ጉድኣት ከይወርዶም ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ስግኣቱ ገሊጹ። ብሓደ ጀነራል ዝምራሕ ንዋና ከተማ ሊብያ ንምቁጽጻር ኣብ ዝግበር ዘሎ ኲናት 150 ስደተኛታት ካብ ሓደ ናይ ትራብሎስ መደበር ስደተኛታት ከምዝወጹ ተጌርሩ።