A general view of the flooded city of Derna, Libya, AP Photo/Muhammad J. Elalwany) Source: AP / Muhammad J. Elalwany/APጕጅለታት ምድሓን ነቶም ኣብታ ብምዕልቕላቕ ማይ ዝዓነወት ሊብያዊት ከተማ ደርና ግዳያት ንምርካብ ድልያ የካይዱ ኣለዉ: ኣብታ ከተማ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝደቀስሉ ነዋሕቲ ህንጻታት በቲ ማይ ተወሲዶም እዮም ። ሰበ-ስልጣን ከም ዝገልጽዎ ፡ ቍጽሪ እቶም ክሳዕ ሕጂ ዝሞቱ ሰባት ብንጹር ዘይተፈልጠ እኳ እንተ ኰነ ፡ እንተ ወሓደ 10,000 ዝዀኑ ሰባት ሃለዋቶም ጠፊኡ ወይ ሞይቶም እዮም ። ... ጸብጻብ
Published
By Alex Anyfantis
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ጕጅለታት ምድሓን ነቶም ኣብታ ብምዕልቕላቕ ማይ ዝዓነወት ሊብያዊት ከተማ ደርና ግዳያት ንምርካብ ድልያ የካይዱ ኣለዉ: ኣብታ ከተማ ብዙሕ ህዝቢ ኣብ ዝደቀስሉ ነዋሕቲ ህንጻታት በቲ ማይ ተወሲዶም እዮም ። ሰበ-ስልጣን ከም ዝገልጽዎ ፡ ቍጽሪ እቶም ክሳዕ ሕጂ ዝሞቱ ሰባት ብንጹር ዘይተፈልጠ እኳ እንተ ኰነ ፡ እንተ ወሓደ 10,000 ዝዀኑ ሰባት ሃለዋቶም ጠፊኡ ወይ ሞይቶም እዮም ። ... ጸብጻብ