A Malian survivor of a shipwreck stands in the Red Crescent center of Zarzis, southern Tunisia, Source: APስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኣውሮጳ ተምርሕ ዝነበረት ጃልባ ጥሒላ ኣብ ካብ ዝነበሩ 80 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝተፍኡ ተፈሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሓደ መዓልቲ ድሕርቲ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዳጎኒ ስደተኛታት ብነፋሪት ተወቒዑ ብዙሓት ሰባት ምዉታትን መቑሰልቲን ምግጣሙ እዩ።
ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኣውሮጳ ተምርሕ ዝነበረት ጃልባ ጥሒላ ኣብ ካብ ዝነበሩ 80 ሰባት ኣብ ባሕሪ ከምዝተፍኡ ተፈሊጡ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሓደ መዓልቲ ድሕርቲ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዳጎኒ ስደተኛታት ብነፋሪት ተወቒዑ ብዙሓት ሰባት ምዉታትን መቑሰልቲን ምግጣሙ እዩ።