Rescued migrants rest on a coast some 100 kilometres (60 miles) east of Tripoli, Libya, Source: APኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 300 ስደተኛታት ዝጸዓና ክልተ ጃላቡ ብምጥሓለን ልዕሊ 150 ሰባት ሞይቶም። ካብቶም ዝሞቱን ብህይወት ዝተረፉን ብዙሓት ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ከምዝርከብዎም ተፈሊጡ።
ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ኣስታት 300 ስደተኛታት ዝጸዓና ክልተ ጃላቡ ብምጥሓለን ልዕሊ 150 ሰባት ሞይቶም። ካብቶም ዝሞቱን ብህይወት ዝተረፉን ብዙሓት ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ከምዝርከብዎም ተፈሊጡ።