SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (02 ሕዳር 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሓሙስ 2 ሕዳር 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም ኣቶ ካሳሁን ቸኮል፡ ብዝገበሮ ሰፊሕ ኣበርክቶ ፐን ኤርትራ ናይ 2023 ተሸላሚ ክኸውን መሪጽዎ። ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣዕሊሉና ኣሎ።ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና።። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሓላፊ ስታፍ ሓይሊ ምክልኻል ኢትዮጵያ ተራኺቦም ኣብ ክልትኣዊ ጉዳዮም ከም ዝተዘራረቡ ተገሊጹ። ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተዘራሪቡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ቻይና ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ። ትካል ቴሌኮም ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ክጅምር ተንቀሳቒሱ። ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ጣልያናዊት ክልል ላዝዮን ናይ ምትሕግጋዝ ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ምምልካት ንናይ ዉልቂ ልቓሕ ።ብዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ናይ ወጻኢ ፓስፖርት ዝሓዙ ብውሕዱ 320 ሰባት ፡ ካብ ጋዛ ብመንገዲ ዶብ ራፋ ኣቢሎም ክወጹ ተፈቒዱሎም ። ** ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተዘራሪቡ። ** SBS ንዋንጫ ዓለም 2026 ብቐጥታ ከም ዘመሓላልፎ ዋንጫ ዓለም ፊፋ (FIFA) 2026™ ኣረጋጊጹ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓሙስ 2 ሕዳር 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም ኣቶ ካሳሁን ቸኮል፡ ብዝገበሮ ሰፊሕ ኣበርክቶ ፐን ኤርትራ ናይ 2023 ተሸላሚ ክኸውን መሪጽዎ። ብዛዕባ ዝሰርሖም ስራሓት ኣዕሊሉና ኣሎ።ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና።። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ሓላፊ ስታፍ ሓይሊ ምክልኻል ኢትዮጵያ ተራኺቦም ኣብ ክልትኣዊ ጉዳዮም ከም ዝተዘራረቡ ተገሊጹ። ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተዘራሪቡ። ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፍወርቂ ናብ ቻይና ናይ ሓዘን መልእኽቲ ሰዲዱ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ። ትካል ቴሌኮም ሳፋሪኮም ኣብ ትግራይ ኣገልግሎት ክጅምር ተንቀሳቒሱ። ኣብ መንጎ ክልል ትግራይን ጣልያናዊት ክልል ላዝዮን ናይ ምትሕግጋዝ ክልተኣዊ ስምምዕነት ተፈሪሙ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ምምልካት ንናይ ዉልቂ ልቓሕ ።ብዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ናይ ወጻኢ ፓስፖርት ዝሓዙ ብውሕዱ 320 ሰባት ፡ ካብ ጋዛ ብመንገዲ ዶብ ራፋ ኣቢሎም ክወጹ ተፈቒዱሎም ። ** ብሓላፊት ጉዳያት ፖለቲካ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ዝተመርሐ ልኡኽ ናብ መቐለ ብምኻድ ምስ ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተዘራሪቡ። ** SBS ንዋንጫ ዓለም 2026 ብቐጥታ ከም ዘመሓላልፎ ዋንጫ ዓለም ፊፋ (FIFA) 2026™ ኣረጋጊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now