SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (04 ጥሪ 2024)

SBS Studio 5 Melbourne
SBS Studio 5 Melbourne

ንሎሚ ሓሙስ 4 ጥሪ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካብቲ ብዛዕባቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝድግፉን ዝቃወሙን ዝተገብረ ዘተ፡ ካልኣይ ክፋሉ ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኲንስላንድ ከይዶም ፡ ኣብ ዝግበር ዘሎ ሰፊሕ ጻዕሪ ምጽርራይ ድሕሪ ዉሕጅ ክሕግዙ እዮም። ሓላፊ እቲ ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ሕዝቦላህ ፡ድሕርቲ እቲ ኣብ በይሩት ዝተፈጸመ ቅትለት ምክትል መራሒ ሓማስ ፡ "ስቕ ክብሃል ኣይክእልን እዩ" ኢሉ ። ኣብ ወደብ ዓሰብ ናይ ቀረባ ርሕቀት ናብ መርከብ ዘቕነዐ ነታጒ ተተኲሱ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 4 ጥሪ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ካብቲ ብዛዕባቲ ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ዝካየድ ፈስቲቫል ኤርትራ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝድግፉን ዝቃወሙን ዝተገብረ ዘተ፡ ካልኣይ ክፋሉ ከነቕርቦ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ካልእ ዝተፈላለዩ ትሕዝቶታት ቀሪብና ኣለና ። ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ፡ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ኲንስላንድ ከይዶም ፡ ኣብ ዝግበር ዘሎ ሰፊሕ ጻዕሪ ምጽርራይ ድሕሪ ዉሕጅ ክሕግዙ እዮም። ሓላፊ እቲ ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ሕዝቦላህ ፡ድሕርቲ እቲ ኣብ በይሩት ዝተፈጸመ ቅትለት ምክትል መራሒ ሓማስ ፡ "ስቕ ክብሃል ኣይክእልን እዩ" ኢሉ ። ኣብ ወደብ ዓሰብ ናይ ቀረባ ርሕቀት ናብ መርከብ ዘቕነዐ ነታጒ ተተኲሱ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now