SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (06 ሕዳር 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሰኑይ 6 ሕዳር 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሕማም ልቢ እዩ ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 12 ደቒቕ ሓደ ኣውስትራልያዊ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ይመውት ። ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ሓደ ኣውስትራልያዊ ፡ብ ወቕዒ ልቢ ፡ይመውት ። ምልክታት ወቕዒ ልቢ ከመይ ጌርካ ከም እተለልዮን እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ትፈልጥዶ ? ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣለና ። ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ደም ኣብ ትካላት ጥዕና ንምህብታም ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ተሳትፎኡ ከዕቢ ኣተሓሳሲቡ። ኲናት ትግራይ ዝተወለዐሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓም ግእዝ ብዝተፈላለየ መገዲ ተዘኪሩ። ብሰንኪ ኮሮናን ኲናትን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ንዓመታት ቦኺሮም ዝጸንሑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ብብዝሒ ተዓዊቶም። ስነ-ስርዓት ዕላዊ ምጅማር ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ተጀሚሩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ዜማታትውን ክንጋብዝ ኢና። ሰኑይ ብምዃኑ ዘዛንዩ ሙዚቃታትውን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ዓሰርተ ክልተ ኣውስትራሊያዊያን ትማሊ ምሸት ካብ ቓዛ ናብ ሲድኒ ኣትዮም። ** ናይ ሓሶት ኣጽዋርን ካራሩን ካልእ ብልሒ ዘለዎ ኣጽዋርን ንትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ከይሽየጥ ዝእግድ ሕግታት * ኣብ ኲንስላንድ ክተኣታቶ እዩ ። ** ኲናት ትግራይ ዝተወለዐሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓም ግእዝ ብዝተፈላለየ መገዲ ተዘኪሩ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 6 ሕዳር 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ኣብ ኣውስትራልያ ቀንዲ ጠንቂ ሞት ሕማም ልቢ እዩ ። ብገምጋም ኣብ ነፍሲ ወከፍ 12 ደቒቕ ሓደ ኣውስትራልያዊ ብሰንኪ ሕማም ልቢ ይመውት ። ዳርጋ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰዓት ሓደ ኣውስትራልያዊ ፡ብ ወቕዒ ልቢ ፡ይመውት ። ምልክታት ወቕዒ ልቢ ከመይ ጌርካ ከም እተለልዮን እንተ ኣጋጢሙ እንታይ ክትገብር ከም እትኽእልን ትፈልጥዶ ? ዝድህስስ ትሕዝቶ ኣለና ። ልኡኽና ካብ ዝለኣኸልና ጸብጻብ ኣርእስታት፦ ኣብ ኤርትራ ቀረብ ደም ኣብ ትካላት ጥዕና ንምህብታም ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ተሳትፎኡ ከዕቢ ኣተሓሳሲቡ። ኲናት ትግራይ ዝተወለዐሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓም ግእዝ ብዝተፈላለየ መገዲ ተዘኪሩ። ብሰንኪ ኮሮናን ኲናትን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ንዓመታት ቦኺሮም ዝጸንሑ ተምሃሮ 12 ክፍሊ ብብዝሒ ተዓዊቶም። ስነ-ስርዓት ዕላዊ ምጅማር ፕሮጀክት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ተጀሚሩ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ካልእ ዝተፈላለዩ ባህላዊ ዜማታትውን ክንጋብዝ ኢና። ሰኑይ ብምዃኑ ዘዛንዩ ሙዚቃታትውን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ዓሰርተ ክልተ ኣውስትራሊያዊያን ትማሊ ምሸት ካብ ቓዛ ናብ ሲድኒ ኣትዮም። ** ናይ ሓሶት ኣጽዋርን ካራሩን ካልእ ብልሒ ዘለዎ ኣጽዋርን ንትሕቲ 18 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ከይሽየጥ ዝእግድ ሕግታት * ኣብ ኲንስላንድ ክተኣታቶ እዩ ። ** ኲናት ትግራይ ዝተወለዐሉ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2013 ዓም ግእዝ ብዝተፈላለየ መገዲ ተዘኪሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now