SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 ታሕሳስ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ንሎሚ ሓሙስ 07 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም፡ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ኮይና እዚ ምትእኽኻብ ብ ኣሻሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምሉእ ዓለ ዝሳተፋኦ እዩ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ብትምህርቲ፡ ብተክኖሎጂን ኣብ ዋኒን ብምስታፍን ንምሕያል ዝሰርሕ መርበብ እዩ። ብዛዕባዚ መሪማግደሊን መብርሂ ሂባትና ኣላ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዘተ ንምግባር ከም ዝተሰማምዑን። "ሓይሊታት ኣምሓራ እንከይወፁን ዝተመዛበለ ህዝቢ እንከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ከም ኡውን ኣብ ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከም ዘጠንቀቐን ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ ክኸውን። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ መምርሒ ኣብ ወቕቲ ሙቐት ድሕነትካን ዛሕሊኻን ምዕቃብ ዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሰራዊት እስራኤል ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ነቶም ብሓማስ ተታሒዞም ዘለዉ ንምፍታሕ ፡ "ስጕምቲ ክወስድ" ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዕጡቓት 56 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ። ** ጋንታ ኲዕሶ እግሪ Matildas ኣብ ቫንኮቨር ኣብዝተገብረ ብ ጋንታ ካናዳ 1 ብ0 ተሳዒራ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 07 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ከፋልጠኩም፡ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ኮይና እዚ ምትእኽኻብ ብ ኣሻሓት ደቂ ኣንስትዮ ካብ ምሉእ ዓለ ዝሳተፋኦ እዩ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ብትምህርቲ፡ ብተክኖሎጂን ኣብ ዋኒን ብምስታፍን ንምሕያል ዝሰርሕ መርበብ እዩ። ብዛዕባዚ መሪማግደሊን መብርሂ ሂባትና ኣላ ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ዛዕባ መራሕቲ ትግራይ ምስ መራሕቲ ኢትዮጵያ ፖለቲካዊ ዘተ ንምግባር ከም ዝተሰማምዑን። "ሓይሊታት ኣምሓራ እንከይወፁን ዝተመዛበለ ህዝቢ እንከይተመለሰን ሪፈረንደም ኣይካየድን" ከም ኡውን ኣብ ትግራይ ንዝተራእየ ጥምየት ሳዕቤኑ ከቢድ ክኸውን ከምዝኽእል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ከም ዘጠንቀቐን ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ ክኸውን። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ መምርሒ ኣብ ወቕቲ ሙቐት ድሕነትካን ዛሕሊኻን ምዕቃብ ዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሰራዊት እስራኤል ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ነቶም ብሓማስ ተታሒዞም ዘለዉ ንምፍታሕ ፡ "ስጕምቲ ክወስድ" ተማሕጺኑ ። ** ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ዕጡቓት 56 ሲቪላት ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ። ** ጋንታ ኲዕሶ እግሪ Matildas ኣብ ቫንኮቨር ኣብዝተገብረ ብ ጋንታ ካናዳ 1 ብ0 ተሳዒራ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now