ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (07 መጋቢት 2024)

News studio.jpg

ንሎሚ ሓሙስ 7 መጋቢት 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ኣብ ምምሃር ቋንቋ ንቆልዑ ትሰርሕ ዘላ ወ/ሮ ሶሎሜ ሞጎስ ካብ ዝገበርናዮ ዕላል ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ፡ ። ፍሉይ ልኡኽ መንግስቲ ኣሜሪካ ንሓደ ሰሙን ዝጸንሕ መደብ ንምዕማም ናብ ኣዲስ ኣበባ ይገይሽ ኢትዮጵያ: ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ይስራሕ ከም ዘሎ ገሊጻ። ህወሓት "ንኲናት ይዳሎ ኣሎ" ንዝብል ክሲ ነጺጉ ንኹሉ መደባትና ንምክትታል ምሳና ሓቢርኩም ክትጸንሑ ዝዕድመኩም ኣዳላውን ኣቕራብን በየነ ሰመረ፡ ሕጂ ናብ ዜና ከሕልፈኩም፡ ኣርእስታት ዜና፥ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኒኪ ሀሊ ንፕሬዝዳንታዊ ምረጹኒ ትገብሮ ዝጸንሐት ጎስጓሳት ኣብቂዓ ። መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፡ ኣብዝቕጽል ቀዳማይ ሚኒስተር ኮይኑ እንተ ተመሪጹ ፡ ኣብ 2030 ኣብ ኣውስትራልያ ናይ መጀመርታ ሰፊሕ ኑክሌሳዊ መመንጨዊ ጸዓት ክምዕብልን ክስራሓሉን ከምዘግብር ገሊጹ ። ኤርትራ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ጽምዶ ኣበርቲዓ ትሰርሕ ከም ዘላ ተገሊጹ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service