SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥቅምቲ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ን ሎሚ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳልዉ ትሕዝቶታት ፡ ኣውስትራሊያዊያን ጽባሕ ቀዳም 14 ጥቅምቲ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላም ዘግብር ኣብ ሕገ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንኽሰፍር እወ ወይ ኣይፋልን ኢሎም ከድምጹ ክውዕሉ እዮን፡ ነዚ ዘብርህ ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ሓማስ ካብ ጋዛ ተበጊሱ ኣብ እስራኤል መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብ መንጎ እስራኤልን ዕጡቕ ሓማስን ዝምዕብል ዘሎ ግጭት ናይ ዝሓለፉ መዓልታት ዝጠመተ ሓደ ትሕዝቶ’ውን ኣለና። ብምኽንያት ቅነ ኣፍልጦ ጥዕና ኣእምሮ ምስ ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ገይሩ ነይሩ፡ ሎሚ ናባኹም ከነብሎ ኢና ። ኣብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ማእለያ ዘይብሉ ዝጓሓፍ ክዳውንቲ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ዝውሰድ ስጉምቲ፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክቐርብ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ብምኽንያት ሕጽረት ነዳዲ እቲ እንኮ መመንጨዊ ሓይሊ ኤለክትሪክ ጋዛ ደው ብምባሉ እቲ ዞባ ኣብ ዓቢ ቅልውላው ክኣቱዩ ክብሉ ሰብ መዚ ጋዛ ኣጠንቂቖም። ** ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብቲ ምስ ሩስያ እተካይዶ ውግእ ኣድላዪ ክሳዕ ዝዀነ ንዩክረይን ከም እትድግፍ ገሊጻ ። ** ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር 'ሮቦቲክስ ዓለም' ወርቂ መዳልያ ተዓዊታ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ን ሎሚ ሓሙስ 12 ጥቅምቲ 2023 ዝተዳልዉ ትሕዝቶታት ፡ ኣውስትራሊያዊያን ጽባሕ ቀዳም 14 ጥቅምቲ ናይ ደቀባት ድምጺ ኣብ ፓርላም ዘግብር ኣብ ሕገ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንኽሰፍር እወ ወይ ኣይፋልን ኢሎም ከድምጹ ክውዕሉ እዮን፡ ነዚ ዘብርህ ሓደ ትሕዝቶ ከነቕርብ ኢና። ሓማስ ካብ ጋዛ ተበጊሱ ኣብ እስራኤል መጥቃዕቲ ድሕሪ ምፍጻሙ ኣብ መንጎ እስራኤልን ዕጡቕ ሓማስን ዝምዕብል ዘሎ ግጭት ናይ ዝሓለፉ መዓልታት ዝጠመተ ሓደ ትሕዝቶ’ውን ኣለና። ብምኽንያት ቅነ ኣፍልጦ ጥዕና ኣእምሮ ምስ ዶ/ር መሓመድ ብርሃን ዓሊ ከሊል፡ ብዛዕባ ጥዕና ኣእምሮ ኣፍልጦና ንምዕባይ፡ ብኣጋ ስጉምቲ ንምውሳድን ምሳና ዝርርብ ገይሩ ነይሩ፡ ሎሚ ናባኹም ከነብሎ ኢና ። ኣብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ማእለያ ዘይብሉ ዝጓሓፍ ክዳውንቲ ኣብ ጥቕሚ ንምውዓል ዝውሰድ ስጉምቲ፡ ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘ እዩ ክቐርብ፡ ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ብምኽንያት ሕጽረት ነዳዲ እቲ እንኮ መመንጨዊ ሓይሊ ኤለክትሪክ ጋዛ ደው ብምባሉ እቲ ዞባ ኣብ ዓቢ ቅልውላው ክኣቱዩ ክብሉ ሰብ መዚ ጋዛ ኣጠንቂቖም። ** ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ፡ ኣብቲ ምስ ሩስያ እተካይዶ ውግእ ኣድላዪ ክሳዕ ዝዀነ ንዩክረይን ከም እትድግፍ ገሊጻ ። ** ጋንታ ኤርትራ ኣብ ውድድር 'ሮቦቲክስ ዓለም' ወርቂ መዳልያ ተዓዊታ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now