SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (14 ታሕሳስ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ንሎሚ ሓሙስ 14 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፡ ብኣጋጣሚ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ): ኣፍልጦ ምዕባይን ምክልካሉን ተራ ዋዕሮ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ደቂተባዕትዮ ኣካል ናይ እዚ ጎስጎስ ክኾኑን ዝሰርሖ ዘሎ ስርሓት ምስ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ዝተገብረ ካልኣይ ክፋል ዕላል ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ንህዝቢ ሰብኣውነት ዝስመዖ ኩሉ ሓገዝ ክገብር ጸዊዑ። ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ ክኸውን። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ቅነ በዓላት መበቆላዊያን ናይ ደቀባት ምግብታት ኣብ መኣድኹም ምቕራብ ዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፥ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ናይ ናጻ ንግዲ ዉዕል ንምኽታም ኣብ ሓድሽ ዓመት ዘተ ክጅምር እዩ ። ** ሓላፊ ስታፍ ስርሒታትን ስልጠናን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ዓሪፉ። ** ሎሚ ኣብዝግበር ግጥም ክርኬት ኣውስትራሊያን ፓኪስታን ሓለቓ ጋንታ ፓኪስታን ዑስማን ካዋጃ "ኩሉ ህይወት ማዕረ" ዝብል ፖለቲካዊ መግለጺዝተጻሕፎ ሳእኒ ከምዘይወዲ ተረጋጊጹ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 14 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፡ ብኣጋጣሚ ካብ 25 ሕዳር ክሳብ 10 ታሕሳስ ን15 መዓልታት ዝጸንሕ ጎስጓስ ኣንጻር ዘቤታዊ ዓመጽ(ጎነጽ): ኣፍልጦ ምዕባይን ምክልካሉን ተራ ዋዕሮ ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ደቂተባዕትዮ ኣካል ናይ እዚ ጎስጎስ ክኾኑን ዝሰርሖ ዘሎ ስርሓት ምስ ሜሪማግደላን ደበሳይ ካብ መስረትቲ ዋዕሮ ዝተገብረ ካልኣይ ክፋል ዕላል ከነቕርብ ኢና። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ፕረዚደንት ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጌታቸው ረዳ፡ ንህዝቢ ሰብኣውነት ዝስመዖ ኩሉ ሓገዝ ክገብር ጸዊዑ። ዝገልጽ ትሕዝቶ እዩ ክኸውን። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ቅነ በዓላት መበቆላዊያን ናይ ደቀባት ምግብታት ኣብ መኣድኹም ምቕራብ ዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፥ኣብ መንጎ ኣውስትራልያን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ናይ ናጻ ንግዲ ዉዕል ንምኽታም ኣብ ሓድሽ ዓመት ዘተ ክጅምር እዩ ። ** ሓላፊ ስታፍ ስርሒታትን ስልጠናን ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ጀነራል ሃይለ ሳሙኤል ዓሪፉ። ** ሎሚ ኣብዝግበር ግጥም ክርኬት ኣውስትራሊያን ፓኪስታን ሓለቓ ጋንታ ፓኪስታን ዑስማን ካዋጃ "ኩሉ ህይወት ማዕረ" ዝብል ፖለቲካዊ መግለጺዝተጻሕፎ ሳእኒ ከምዘይወዲ ተረጋጊጹ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now