SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (18 ታሕሳስ 2023)

ንሎሚ ሓሙስ 18 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፡ ድሒሪ ዜና ብውድድር ኢኖቬሽን ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዕበ ለገሰ ደብረጽዮን 1ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1800 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዝብሉ ኣርእስታት ናይቲ ል ኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዩ። ብዛዕባ ኣውስትራሊያዊያን ኣትማንን ሳሬትን፡ እንታይ ትፈልጡ ምስትንከሱ እንታይ ትገብሩ? ነዚ ዝምልስ ትሕዝቶውን ኣለና ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ሶኑይ ብምዃኑ ድማ ዘዛንዩ ዜማታት ክንጋብዝ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ቻይና ኣብ 2024 ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣውስትራሊያ ገይራቶ ዝጸንሐት ተሪፎም ዘለዉ ናይ ሰደድ እገዳታት ክተወግድ ምዃና ሚኒስተር ንግዲ ዶን ፋሪል ተስፋኡ ገሊጹ ። ** መንግስቲ እስራኤል ብቕልጡፍ ኣብ ጋዛ ብጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናብ ቤቶም ክምለሱ ምስ ሓማስ ዝርርብ ክግበር ተቐማጦ ተል ኣቪቭ ጸዊዖም ። ** ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፡ መደበር ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መሪቑ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ሓሙስ 18 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብ፡ ድሒሪ ዜና ብውድድር ኢኖቬሽን ኣቬሽን ኢትዮጵያ ዕበ ለገሰ ደብረጽዮን 1ይ ደረጃ ብምሓዝ ተዓዊቱ። ዩኒቨርስቲ ዓዲግራት ብዝተፈላለዩ ሞያታት ዘሰልጠኖም ልዕሊ 1800 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ዝብሉ ኣርእስታት ናይቲ ል ኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዩ። ብዛዕባ ኣውስትራሊያዊያን ኣትማንን ሳሬትን፡ እንታይ ትፈልጡ ምስትንከሱ እንታይ ትገብሩ? ነዚ ዝምልስ ትሕዝቶውን ኣለና ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ: ሶኑይ ብምዃኑ ድማ ዘዛንዩ ዜማታት ክንጋብዝ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ቻይና ኣብ 2024 ነቲ ኣብ ልዕሊ ኣውስትራሊያ ገይራቶ ዝጸንሐት ተሪፎም ዘለዉ ናይ ሰደድ እገዳታት ክተወግድ ምዃና ሚኒስተር ንግዲ ዶን ፋሪል ተስፋኡ ገሊጹ ። ** መንግስቲ እስራኤል ብቕልጡፍ ኣብ ጋዛ ብጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ናብ ቤቶም ክምለሱ ምስ ሓማስ ዝርርብ ክግበር ተቐማጦ ተል ኣቪቭ ጸዊዖም ። ** ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ፡ መደበር ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ መሪቑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now