SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (19 ጥቅምቲ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሓሙስ 19 ጥቅምቲ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣብ እስራኤል ካብ ዝነብሩ ኣስታት ኤርትራዊያን እዚ ኩነታት ብኸመይ ይጸልዎም ከም ዘሎን ዝወስድዎ ስጉምቲ እንተሎን ኩነታቶም ገሊጾምልና ኣለዉ።። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና ቤጂንግ ዝካየድ ዘሎ 3ይ ዋዕላ ተበግሶ ቅናትን መንገድን መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ትግራይ በቢ ሰላሳ ዓመቱ ዘጋጥም ኲናት ንምእላይ ጻዕርታት ከም ዝግበር ፕሬዝደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ። ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ዝጥምት መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣሳሊጡ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ምምሃር መሳርሒ ሙዚቃ ዝብል ኣርእስትን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ((IDF)) ንጋዛ ዓለምለኸ ሰብኣዊ ሓገዝ "ኣድላዪ እንተኾይኑ" ክወሃብ እዩ ኢሎም። ** ናይ ቻይና ፕሬዝዳንት ሺ ጂንፒንግ ናይ ቅናትን መገዲን ተበግሶኡ ኣብ መንጎ ዓለምለኸ ሓይልታት ዝለዓለ ቁጠባዊ ምትእስሳር ክረአ እምበር ከም ስግኣት ገይርካ ክርአ የብሉን ኢሉ ። ** ምሁራት ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ንእትገብሮ ምንቅስቓስ ንምዕዋት ከም ዝሰርሑ ገሊጾም።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓሙስ 19 ጥቅምቲ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣብ እስራኤል ካብ ዝነብሩ ኣስታት ኤርትራዊያን እዚ ኩነታት ብኸመይ ይጸልዎም ከም ዘሎን ዝወስድዎ ስጉምቲ እንተሎን ኩነታቶም ገሊጾምልና ኣለዉ።። ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ክቐርብ እዩ። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና ቤጂንግ ዝካየድ ዘሎ 3ይ ዋዕላ ተበግሶ ቅናትን መንገድን መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ትግራይ በቢ ሰላሳ ዓመቱ ዘጋጥም ኲናት ንምእላይ ጻዕርታት ከም ዝግበር ፕሬዝደንት ትግራይ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ። ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ዝጥምት መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣሳሊጡ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ምምሃር መሳርሒ ሙዚቃ ዝብል ኣርእስትን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሓይልታት ምክልኻል እስራኤል ((IDF)) ንጋዛ ዓለምለኸ ሰብኣዊ ሓገዝ "ኣድላዪ እንተኾይኑ" ክወሃብ እዩ ኢሎም። ** ናይ ቻይና ፕሬዝዳንት ሺ ጂንፒንግ ናይ ቅናትን መገዲን ተበግሶኡ ኣብ መንጎ ዓለምለኸ ሓይልታት ዝለዓለ ቁጠባዊ ምትእስሳር ክረአ እምበር ከም ስግኣት ገይርካ ክርአ የብሉን ኢሉ ። ** ምሁራት ኢትዮጵያ ሃገሮም ኣፍደገ ባሕሪ ንምርካብ ንእትገብሮ ምንቅስቓስ ንምዕዋት ከም ዝሰርሑ ገሊጾም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now