SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (21 ታሕሳስ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ኣብ መልበርን ዝተገብረ ናይ መወዳእታ ግጥማት ኲዕሶ እግሪ ኣፍሪቃዊያን ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ተጋጢመን ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝሰዓረትሉ እዩ ነይሩ። ናይዚ ጸብጻብ ድሒሩ ክቐርብ እዩ። በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን ንዕ ኡ ስዒቡ ኣብ ኣውስትራሊያ ቦክሲንግ ዳይ ዝበሃል 26 ጥሪ ናይ ዕዳጋን ካልእ ንጥፈታትን ይካየድ እዩ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ነዚ ዝጥምት መዓልቲ ‘ቦክሲንግ ዳይ’ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝብል ኣርእስቲ ሒዙ ክቐርብ እዩ። ጸብጻብን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፕረዚደንት ሩስያ ፡ ፊንላንድ ናብ ኔቶ ምእታዋን ፡ ሽወደን እውን ክትስዕባ ምዃናን ፡ እቲ ኪዳን ንዶባት ሃገሩ ይቐርብ ከምዘሎ ብምሕባር ኣጠንቂቑ ። ** ኣብ ኲንስላድ ዝቕጽል ዘሎ ብርቱዕ ዉሕጅ ናብ ኣብ ሰሜን ኲንስላንድ ኣብ ዝርከብ ማሕበረሰብ ፡ይወርድ ኣሎ ። ** ወዲ 31 ዓመት ማሲሞ ሉዎንጎ ፡ ካብ ኣህጉራዊ ጸወታ ኵዕሶ እግሪ ጡረታ ከም ዝወጸ ኣፍሊጡ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መልበርን ዝተገብረ ናይ መወዳእታ ግጥማት ኲዕሶ እግሪ ኣፍሪቃዊያን ኤርትራን ደቡብ ሱዳን ተጋጢመን ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝሰዓረትሉ እዩ ነይሩ። ናይዚ ጸብጻብ ድሒሩ ክቐርብ እዩ። በዓል ልደት ወይ ክሪስማስ ኣብ ዝቐርበሉ ዘሎ እዋን ንዕ ኡ ስዒቡ ኣብ ኣውስትራሊያ ቦክሲንግ ዳይ ዝበሃል 26 ጥሪ ናይ ዕዳጋን ካልእ ንጥፈታትን ይካየድ እዩ ናይ ሎሚ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ነዚ ዝጥምት መዓልቲ ‘ቦክሲንግ ዳይ’ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝብል ኣርእስቲ ሒዙ ክቐርብ እዩ። ጸብጻብን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ፕረዚደንት ሩስያ ፡ ፊንላንድ ናብ ኔቶ ምእታዋን ፡ ሽወደን እውን ክትስዕባ ምዃናን ፡ እቲ ኪዳን ንዶባት ሃገሩ ይቐርብ ከምዘሎ ብምሕባር ኣጠንቂቑ ። ** ኣብ ኲንስላድ ዝቕጽል ዘሎ ብርቱዕ ዉሕጅ ናብ ኣብ ሰሜን ኲንስላንድ ኣብ ዝርከብ ማሕበረሰብ ፡ይወርድ ኣሎ ። ** ወዲ 31 ዓመት ማሲሞ ሉዎንጎ ፡ ካብ ኣህጉራዊ ጸወታ ኵዕሶ እግሪ ጡረታ ከም ዝወጸ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now