SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (23 ጥቅምቲ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሰኑይ 23 ጥቅምቲ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ሎሚ ሰኑይ ብምዃኑ ዘዛንዩ ዜማታት ዝቐርበሉ ዕለትዩ፡ ብዘይክኡ ዜና፡ ጸብጻብ ልኡኽናን መደብ ስፖርትን ካልእ ትሕዝቶን ክቐርቡ እዮም፡ ልኡኽልና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ 24 ሰዓት ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ዘሐሉ ዓቕሚ ምፍጣሩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊጹ ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ። ሓደ በዓል ሃፍቲ ትግራዋይ በዓል ሃብቲ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈሪሙ። ልዕሊ 30 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ኣብ ፀገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወርሒ መስከረም ሃገራዊ መጠን ዝቕባበ ዋጋ 28.3 ሚእታዊት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ጥቓ እቲ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝጸዓነ ቃፍላይ ኣብ መንጎ ግብጽን ጋዛን ዘሎ መመሓላለፊ ኣብ ራፋ ተዂሲ ድሕሪ ምስማዑ እቲ ዝጓዓዝ ዝነበረ ረዲኤት ደው ኢሉ። ** ልዕሊ 1,000 ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ሓደገኛ ጕዕዞ ድሕሪ ምግባሮም ፡ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብቀዳም ኣብ ደሴታት ካናሪ ስጳኛ በጺሖም ። ** ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሰኑይ 23 ጥቅምቲ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ሎሚ ሰኑይ ብምዃኑ ዘዛንዩ ዜማታት ዝቐርበሉ ዕለትዩ፡ ብዘይክኡ ዜና፡ ጸብጻብ ልኡኽናን መደብ ስፖርትን ካልእ ትሕዝቶን ክቐርቡ እዮም፡ ልኡኽልና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ 24 ሰዓት ክሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብዘተኣማምን ብቕዓት ዘሐሉ ዓቕሚ ምፍጣሩ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ገሊጹ ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ። ሓደ በዓል ሃፍቲ ትግራዋይ በዓል ሃብቲ ኣብ ሸውዓተ ዞባታት ትግራይ 7 ኣብያተ ትምህርቲ ንምህናፅ ስምምዕነት ሰነድ ተፈሪሙ። ልዕሊ 30 ሽሕ ህፃናት ትግራይ ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ኣብ ፀገም ከም ዝርከቡ ተገሊጹ። ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ወርሒ መስከረም ሃገራዊ መጠን ዝቕባበ ዋጋ 28.3 ሚእታዊት ምዃኑ ተገሊጹ። ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ጥቓ እቲ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝጸዓነ ቃፍላይ ኣብ መንጎ ግብጽን ጋዛን ዘሎ መመሓላለፊ ኣብ ራፋ ተዂሲ ድሕሪ ምስማዑ እቲ ዝጓዓዝ ዝነበረ ረዲኤት ደው ኢሉ። ** ልዕሊ 1,000 ስደተኛታት ካብ ኣፍሪቃ ሓደገኛ ጕዕዞ ድሕሪ ምግባሮም ፡ ኣብ ሓንቲ መዓልቲ ብቀዳም ኣብ ደሴታት ካናሪ ስጳኛ በጺሖም ። ** ፖለቲካዊ ውድብ ሃገራዊ ጉባኤ ዓፋር ኤርትራ ግዝኣታዊ መሰል ዓፋር ኤርትራ ክሕሎ ፀዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now