SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (25 ታሕሳስ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሎሚ በዓል ልደት’ዩ፡ ንኹሎም ነዚ በዓል ተኽብሩ ናይ ሰላምን ጥዕናን በዓል ንምነየልኩም፡ ንሎሚ ሰኑይ 25 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትረኽቦ ዝግባእ ዝምልከት ዋዕላ ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሳለጠ ኾይኑ፡ ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ምሁራትን ዝምልከቶም ኣካላትን፡ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ረብሓ ምድላያ ቅኑዕን ስትራተጂካዊ ሕቶን እዩ ኢሎም። ል ኡኽና ዝሰደዶ ትሕዝቶ እዩ ድሕሪ ዜና ከነቕርበልኩም ኢና። ኣብዚ ጀሚሩ ዘሎ ዕረፍቲ ወቕቲ ሳመር፣ ኣብ ግዳም ወይ ኣብ ገማግም ባሕርን ፓርክታትን ወጺእካ ምዝንጋዕ ብዙሓት ከምረብሓ ዝቖጽርዎ ንጥፈት እዩ። እዚ ነዚ ሃገር ንምፍላጥ ዝበለጸ መገዲ እኳ እንተኾነ ድሕነት ዘለዎ ንጥፈት ክኸውን ግና ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታት ኣለዉ። ሎሚ ንርእዮ ወቕታዊ ዛዕባ እዩ። ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ዘዛንዩ ሙዚቃንውን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ኣብ በዓላት ልደት ብብርቱዕ ዝናብን ከቢድ ባርዕን ትናወጽ። መራሕቲ ሰናይ ትምኒት ልደትን ሃድሽ ዓመትን ይገልጹ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ተፍትሽ ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ውዒሎም ተባሂሉ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሎሚ በዓል ልደት’ዩ፡ ንኹሎም ነዚ በዓል ተኽብሩ ናይ ሰላምን ጥዕናን በዓል ንምነየልኩም፡ ንሎሚ ሰኑይ 25 ታሕሳስ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ክትረኽቦ ዝግባእ ዝምልከት ዋዕላ ኣብ ክልል ዓፋር ዝተሳለጠ ኾይኑ፡ ኣብቲ ኣኼባ ዝተረኽቡ ምሁራትን ዝምልከቶም ኣካላትን፡ ኢትዮጵያ ካብ ቀይሕ ባሕሪ ረብሓ ምድላያ ቅኑዕን ስትራተጂካዊ ሕቶን እዩ ኢሎም። ል ኡኽና ዝሰደዶ ትሕዝቶ እዩ ድሕሪ ዜና ከነቕርበልኩም ኢና። ኣብዚ ጀሚሩ ዘሎ ዕረፍቲ ወቕቲ ሳመር፣ ኣብ ግዳም ወይ ኣብ ገማግም ባሕርን ፓርክታትን ወጺእካ ምዝንጋዕ ብዙሓት ከምረብሓ ዝቖጽርዎ ንጥፈት እዩ። እዚ ነዚ ሃገር ንምፍላጥ ዝበለጸ መገዲ እኳ እንተኾነ ድሕነት ዘለዎ ንጥፈት ክኸውን ግና ክውሰዱ ዝግብኦም ጥንቃቐታት ኣለዉ። ሎሚ ንርእዮ ወቕታዊ ዛዕባ እዩ። ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊን ዘዛንዩ ሙዚቃንውን ቀሪብና ኣለና። ኣርእስታት ዜና፥ ኣውስትራሊያ ኣብ በዓላት ልደት ብብርቱዕ ዝናብን ከቢድ ባርዕን ትናወጽ። መራሕቲ ሰናይ ትምኒት ልደትን ሃድሽ ዓመትን ይገልጹ። ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ብናይ ሓሙሽተ መዓልቲ ተፍትሽ ብዙሓት ተጠርጠርተ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ውዒሎም ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now