SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (27 ሓምለ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሓሙስ 27 ሓምለ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ኣብ ዝተሰደድካሉ ሓዲሽ ሃገር ፡ ኣዕሩኽ ምጥራይ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ብድሆታት እዩ ። ብባህሪ ወይ ከም ልምዲ፡ ተመሳሳሊ ባህሊ ምስ ዘለዎም ሰባት ናይ ምድግጋፍ መርበብ ክንምስርት ኢና እንደሊ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ከነቕርብ ኢና። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ከም ዝተሰነየ ላዕለዋይ ሰብመዚ ትግራይ ገሊጾም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ክኣትዉ ጀሚሮም። ኣብ ትግራይ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዕድመኦም ህፃናት ፣ ነፍሰፁርን ኣዴታትን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ ። ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመርናዮ ዕላል ምስ ኣቶ ክብሮም ከበዶም ሎሚ ክንዛዝሞ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣብ ናይ ርብዒ ዓመት ወርሒ ሰነ ናብ ሽድሽተ ሚእታዊ ወሪዱ ፡ ** ኣብ ህጻናት ዝርአ ቊጥዐ ኣካላትን ፡ ፣ስቲ ኣብ ግዜ ህጻንነት እናወሰኸ ዝርአ ኣዝማ ምትሕሓዝ ከምዘለዎ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ። ** ጋንታ ማቲልዳስ ናይ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ናይጀርያ ኣብ ብሪዝቤን ሎሚ ክትገጥም እያ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሓሙስ 27 ሓምለ 2023 ዝተቐረቡ ናይ ሓደ ሰዓት ትሕዝቶ፡ ኣብ ዝተሰደድካሉ ሓዲሽ ሃገር ፡ ኣዕሩኽ ምጥራይ ሓደ ካብቲ ዝዓበየ ብድሆታት እዩ ። ብባህሪ ወይ ከም ልምዲ፡ ተመሳሳሊ ባህሊ ምስ ዘለዎም ሰባት ናይ ምድግጋፍ መርበብ ክንምስርት ኢና እንደሊ ። ነዚ ዝምልከት ትሕዝቶ ኣብ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ከነቕርብ ኢና። ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ልዕሊ 50 ሽሕ ሰራዊት ትግራይ ብኽብሪ ናብ ማሕበረሰቡ ከም ዝተሰነየ ላዕለዋይ ሰብመዚ ትግራይ ገሊጾም። መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ዋዕላ ሩስያ-ኣፍሪቃ ንምስታፍ ናብ ከተማ ሰይንት ፒተርስበርግ ክኣትዉ ጀሚሮም። ኣብ ትግራይ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ዕድመኦም ህፃናት ፣ ነፍሰፁርን ኣዴታትን ኣብ ኣዝዩ ሓደገኛ ኩነታት ከምዝርከቡ ዓለምለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ ። ዝሓለፈ ሰሙን ዝጀመርናዮ ዕላል ምስ ኣቶ ክብሮም ከበዶም ሎሚ ክንዛዝሞ ኢና። ኣርእስታት ዜና፥ ** ዓመታዊ መጠን ዝቕባበ ኣብ ናይ ርብዒ ዓመት ወርሒ ሰነ ናብ ሽድሽተ ሚእታዊ ወሪዱ ፡ ** ኣብ ህጻናት ዝርአ ቊጥዐ ኣካላትን ፡ ፣ስቲ ኣብ ግዜ ህጻንነት እናወሰኸ ዝርአ ኣዝማ ምትሕሓዝ ከምዘለዎ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ ። ** ጋንታ ማቲልዳስ ናይ ኣውስትራሊያ ኣንጻር ናይጀርያ ኣብ ብሪዝቤን ሎሚ ክትገጥም እያ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now