ንሎሚ ሰኑይ 29 ጥሪ 2024 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሒዝና ቀሪብና ኣለና። ሕማም ኣእምሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ድሕሪ ካንሰርን ሕማም ልቢን ኣብ ሳልሳይ ዝስራዕ ሕማም ኢዩ፡፣እዚ ኮይኑ ግና ብዙሓት ብስደት ዝመጹ ማሕበረሰባት፡ ብሕማም ኣእምሮ ኣዚዮም ምስተሃሲዩ እዮም ናብቲ ኣገልግሎት ዝቐርቡ።ኣገልግሎት ጥዕና ኣእምሮ ከምዘሎ ዘይምፍላጥ፡ እንታይ ክብሉኒ ዝብል ባህሊን ሕጽረት ቋንቋን፡ እቶም ቀንዲ ምኽንያታት ደገፍ ከይረኽቡ ዝዓግትዎም ረቛሒታትዮም እዮም። ነዚ ዘብር ህ ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። ኣብ ወጻኢ ኮይኑ ዝዓዪ ናይ ኤርትራዊያን መዲያ ኤሪሳት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ኣብ መንጎ ቦርድን ኣካየድቲ ስራሕን ብዝተፈጥረ ምስሕሓብ እቲ ክሳብ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ብመገዲ ሳተላይት ዝመሓላለፍ ዝነበረ ከቋርጽን ኣብ ቀጻሊ ናይ እንካን ሃባን ፍሕፍሕ ተፈጢሩ ጸኒሑ። ብዛዕባዚ ምስ ኣባል ቦርድ ኤሪሳት ኣቶ ተወልደ እሲፋኖስን ኣባል ኣካየድቲ ኤሪሳት ኣቶ ፊልሞን ሓጎስ ዝተገብረ ዝርርብ ኣለና። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኢብራሂም ዘቕርቦ ዜናታት ; ሙዚቃውን ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ሰሜን ኮሪያ ኣብቲ ኣብ ምብራቕ ገማግም ባሕሪ ዝርከብ ማያት ብተደጋጋሚ ክሩጽ ሚሳይላት ከምዝተኮሰት ደቡብ ኮርያ ኣፍሊጣ ። ምስ ዓባይ ብሪጣንያ ምትሕሓዝ ዘለዋ ሓንቲ ነዳዲ ዝጸዓነት መርከብ ብመጥቃዕቲ ሚሳይል ሖቲ ንሓያሎ ሰዓታት ብሓዊ ተባሪዓ ። ጃኒክ ሲንነር ን ዳኒል መድቨደቭ ብሓሙሽተ ሰት ድሕሪ ምስዓሩ ናይ 2024 ዋንጫ ኣውስትራሊያ ኦፐን ጨቢጡ።
Published
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends