SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ጥቅምቲ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ናይ ሎሚ ሰኑይ 30 ጥቅምቲ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታት: ብመንግስቲ ክልል ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ"ብርጌድ ንሓመዱ " ምንቅስቓሳቱ ኣብ ዓዲግራት ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ፅላል- ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ህልዊ ኵነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኤርትራ ንመትከላት ሰብኣዊ መሰላት ከተኽብር ብምጽዋዕ ብሓንሳብ ንምስራሕ ዘለዎ ድሉውነት ኣፍሊጡ። ንኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምምርማር ዝቖመ ኮሚሽን፡ ምርመራ ኣብ ኢትዮጵያ ክጠብቕ ጸዊዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ኣውስትራሊያ ንፍልስጢኤማውያንን ንእስራኤላውያንን ዝድግፍ ሰልፍታት ተኻይዱ። ** ሓይልታት እስራኤል ኣብ ጋዛ ናይ ምድሪ ወተሃደራዊ ስርሒታት የስፍሑ ኣለዉ ** ብክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። **ኬንያ ኩሎም ኣፍሪቃውያን ብዘይ ቪዛ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጣ

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ናይ ሎሚ ሰኑይ 30 ጥቅምቲ 2023 ምሉእ ትሕዝቶ፡ ሉኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ ኣሎ ኣርእስታት: ብመንግስቲ ክልል ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። ኣንጻር መንግስቲ ኤርትራ ዝቃለስ"ብርጌድ ንሓመዱ " ምንቅስቓሳቱ ኣብ ዓዲግራት ከም ዝጀመረ ገሊጹ። ፅላል- ሲቭል ማሕበረሰብ ምዕራብ ትግራይ ኣብ ህልዊ ኵነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ ። ሕብረት ኣውሮጳ፡ ኤርትራ ንመትከላት ሰብኣዊ መሰላት ከተኽብር ብምጽዋዕ ብሓንሳብ ንምስራሕ ዘለዎ ድሉውነት ኣፍሊጡ። ንኹነታት ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ንምምርማር ዝቖመ ኮሚሽን፡ ምርመራ ኣብ ኢትዮጵያ ክጠብቕ ጸዊዑ። ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ናይ ኢብራሂም ዓሊ ካልእ ዘዛንዩ ትሕዝቶን ቀሪብና ኣለና ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ ኣውስትራሊያ ንፍልስጢኤማውያንን ንእስራኤላውያንን ዝድግፍ ሰልፍታት ተኻይዱ። ** ሓይልታት እስራኤል ኣብ ጋዛ ናይ ምድሪ ወተሃደራዊ ስርሒታት የስፍሑ ኣለዉ ** ብክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተኸልከለ ኣኼባ ህወሓት ንካልእ መዓልቲ ተናዊሑ። **ኬንያ ኩሎም ኣፍሪቃውያን ብዘይ ቪዛ ናብታ ሃገር ክኣትዉ ከምዝኽእሉ ኣፍሊጣ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now