SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (5 ጥቅምቲ 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሓሙስ 5 ጥቅምቲ 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ሎሚ ናይ ፈለማ ብቐጥታ ዝመሓላለፍ መደብና ካብ ሰዓት 11 ንግሆ ዝጅምረሉ እዩ፡ እዚ መደብ ሰዓት 6 ናይ ሚሸትውን ክድገም እዩ። ስለዚ ወትሩ ሰኑይን ሓሙስን ብቐጥታ ካብ ሰዓት 11 ናይ ንግሆ ጀሚሩ ንሓደ ሰዓት መደብና ክመሓላለፍ እዩ፡ እቶም ኣብዚ ሰዓት ስለ ዘይጠዓመኩም ኣብቲ ሰዓት 6 ዝድገም መደብና ክትከታተልዎ ትኽእሉ ኢኹም ኣብዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝነብሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ብዛዕባ ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ጎነጽ ዝተሓወሶ ኣንጻር ተቓዉሞታት ዝምልከት ኣዘራሪብና ኣለና ኣብ ናይ ቃለ መሕትት መደብና ከነቕርቦ ኢና።። ልኡኽና ዝሰደዶ ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ኣለዎ፡ ሓድሽ ኣምባሳደር ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ስርሑ ጀሚሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ውፅኢት ምርመራ ከምዝረኽበ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ። ኢትዮጵያ፣ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣፍደግ ክትውንን ናይ ህላዌኣ ሕቶ’ዩ ክብል ኣምባሳደራ ናይታ ሃገር ኣብ ቤልጁምን ትካላት ሕብረት ኤውሮጳን ምዝራቡ ተሰሚዑ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝኾኑ ኣደን ውላድን ዝተቐትሉሉ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ። ካብ ጥቅምቲ 3 ክሳብ 5 /2016 ዓ.ም ዝትግበር መምርሒ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘንን ክብርን ስውኣት ትግራይ ዕላዊ ኾይኑ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ኣብ ስነ ህይወት ዘርኢ/ዓሌት ህይወታውያን ኣብ ምልላይን ምምዝጋብን (ባዮብልዝ) ምስታፍ ዝህቦ ጥቕሚ ። ።ብዝብል ኣርእስትን ካልእ ትሕዝቶታትውን ቀሪብና ኣለና ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ሃገራዊ ሰሙን ኣፍልጦ ኣካሎም ዝተቖርጸ ካብ [4-11 ጥቅምቲ] ክካየድ እዩ፡ ** መራሕቲ ቤተ ክርስትያን ካቶሊክ ብዛዕባ ፡ ኽህነት ብዘይ መርዓ፡ ምብራኽ ሕደ ጾታ ዘለዎም ሰብ ሓዳርን ክህነት ደቂ ኣንስትዮን ዝምልከትን ካልእን ንምዝታይ ኣብ ቫቲካን ተኣኪቦም ። ** ኣብ ኢትዮጵያ ሓድሽ ውፅኢት ምርመራ ከምዝረኽበ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣቃሊዑ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now