SKIP TO MAIN CONTENT

ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (30 ሕዳር 2023)

Live Podcast Ibro 1.JPG

ሓሙስ 30 ሕዳር 2023 ንሓደ ሰዓት ዝጸንሕ መደብና፥ ኣብ ጾታ ዝምርኮስ ዓመጽ እንታይ እዩ ብፍላይ ዘቤታዊ ዓመጽ ብኸመይ ይግለጽ ኣፈታትሓኡን ዝምልከት ምስ ወይዘሮ ከዲጃ ዓሊ መሓመድ ኑር ዝገበርናዮ ቃለ መሕትት ኣለና። ልኡኽና ዝሰደደልና ጸብጻብ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ዝሓዘ እዩ። ብኲናት ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ተሃኒፀን ዳግም ናብ ስራሕ ምእታዉ ወፍሪ ከም ዝተጀመረ ተገሊጹ። ተቓወምቲ ፖለቲካ ትግራይ ንመሪሕነት ናይቲ ክልል ነቒፎም። ኣብ ክልላት ኣሞሓራን ትግራይን ሰባት ብጥሜት ይሞቱ ከም ዘለዉ ተገሊጹ። ብመኪና ሰራዊት ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 50 ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ። ኣብ ካናዳ ተወሰኽቲ 10 ኤርትራውያን ተኣሲሮም። ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ን ኣዲስ ኣበባ ፊንፊኔ ኢሉ ብምጽውዑ ደገፍን ተቓውሞን ገጢሙዎ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥ ((ኣብ ገማግም ባሕሪ ኣብ ንንቀሳቐሰሉ እዋን ጥንቃቐ ካብ ሻርክ)ዝብል ኣርእስትን ኣብ መወዳእታ ድማ ቀንዲ ዜናታት ናይዚ ሰሙን ቀሪብና ኣለና። ቀንዲ ነጥቢታት ዜና፡ ** ታሕተዋይ ባይቶ ፓርላማ ፌደራል ኣውስትራሊያዊ ዜግነት ሒዞም ኣብ ስለላን ግብረሽበራን ብምስታፍ ገበነኛታት ኮይኖም ዝተረኽቡ ሰባት ዜግነቶም ዘሰርዝ ሓድሽ ሕጊ ኣጽዲቑ ። ** ሰበ-ስልጣን ጸጥታ ግብጽን ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ወጻኢ ቀጠርን ፡ እቲ ምስ እስራኤልን ሓማስን ዝግበር ዝርርብ ቀጻሊ ምዃኑ ገሊጾም ። ** ብመኪና ሰራዊት ኢትዮጵያ ክሰግሩ ዝፈተኑ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ቀይዲ ከም ዝኣተዉ ተሰሚዑ

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now