"ቅልጡፍን ቀጻልን ምቅብባል ሓበሬታ ኣብ ምቁጽጻር ወራር ኣንበጣ-በረኻ ኣዝዩ ወሳኒ'ዩ።" ዶክተር ሚኪኤል ተኽለ15:21 Source: FAOኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (28.14MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ዘዋስና ሃገራት ወራር ኣንበጣ-በረኻ ዓቢይ ዕንወት ከየስዕብ ተሰጊኡ ቀንዩ። ነዚ ብዝምልከት ንተመራማርን ክኢላ ምክልኻል ቡቕሊን ዶክተር ሚኪኤል ተኽለ መብርሂ ክህበና ሓቲትናዮ ኣሎና።ShareLatest podcast episodesበዓል ልደት ኣብ ኣስመራ፣ መቐለ፣ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከባቢታትን ተኸቢሩ፣ ኤርትራ ተወሰኽቲ እሱራት ሃይማኖት ፈቲሓ፣እንቋዕ ናብ ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጽሓና! ትርጉሙ፣ ኣገባቡን ዕላምኡን ግን ንፈልጦ ዲና፧ መብርሂ ካብ መራሕቲ ሃይማኖትዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (07 ጥሪ 2026)ብመንግስቲ ዝሽፈን ናይ ሰለስተ መዓልታት ነጻ ኣገልግሎት መዋእለ ህጻናት ንስድራቤታት ክጠቕመን ድዩ፧