SKIP TO MAIN CONTENT

“ቅትለት ማእከለ ተስፋማርያም ንማሕበረ ሰብ ቤይ ኤርያን ክንዩኡ ዘለዉ ኤርትራዊያን ዘሰምበደ ፍጻመ እዩ።” ናይ ቀረባ ፈታዊኡ

Maekele Tesfamariam
Source: Supplied

ኣብ ኣመሪካ ኣቦ መንበር ደለይቲ ፍትሒ ቤይ ኤርያ ማእክለ ተስፋማሪያም እምባየ ኣብ ከባቢ መንበሪኡ ብዝወረዶ መጥቃዕቲ ከምተቐትለን ነቲ ቅትለት ፖሊስ ይምርምሮ ከምዘሎን ናይ ቀረባ ዓርኩን ነባሪ ቤይ ኤርያ ካሊፎርኒያን ዝኾነ ሰልጠነ ሓበሬታ ሂቡ ኣሎ። ኣብዚ መልጎም ብምጥቃቕ ምስማዕ ይከአል እዩ።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣመሪካ ኣቦ መንበር ደለይቲ ፍትሒ ቤይ ኤርያ ማእክለ ተስፋማሪያም እምባየ ኣብ ከባቢ መንበሪኡ ብዝወረዶ መጥቃዕቲ ከምተቐትለን ነቲ ቅትለት ፖሊስ ይምርምሮ ከምዘሎን ናይ ቀረባ ዓርኩን ነባሪ ቤይ ኤርያ ካሊፎርኒያን ዝኾነ ሰልጠነ ሓበሬታ ሂቡ ኣሎ። ኣብዚ መልጎም ብምጥቃቕ ምስማዕ ይከአል እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now