"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ

Mesfin Mengstu Source: Supplied
ብምኽንያት እቲ በብዓመቱ ኣብ 20 ሰነ ዝዝከር መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ፡ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ተጋድሎ ሃርነት ኤርትራ ዝነበሩ'ሞ ዝተሰውኡ ኣብ ምስናድ ዝነጥፍ ተጋዳላይ መስፊን መንግስቱ ዝተገብረ ካልኣይ ክፋል ቃለ መሕትት።
Share