SKIP TO MAIN CONTENT

ምጥፋእ ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ ብዛዕባ ፍልሰት መንእሰያት መዛረብን መካትዒን ኣርእስቲ ከፊቱ

Eritrean footballers at the CECAFA 2019
Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/01/2019) * ማራቶን ሺያመን ብኽልቲኡ ጾታታት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብሊሎሞ ተዓዊቶም፡ * መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ መርበብ ወይ ቮሊቦል ገማግም ባሕሪ ንኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ኣብ ምጽዋዕ ይካየዱ’ለው፡ * ምጥፋእ ስፖርተኛታት ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፡ * ኣብ ኣውስትራልያ ባርዕ ሓዊ ዘይተኣደነ ሞትን ዕንወታትን ኣብ ዝተኸትለሉ ዘሎ እዋን ካብ ፖለቲካ ብዝበለጸ ስፖርት መጸናንዒ ህዝቢ ኮይኑ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (06/01/2019) * ማራቶን ሺያመን ብኽልቲኡ ጾታታት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብሊሎሞ ተዓዊቶም፡ * መጻረዪ ግጥማት ኩዕሶ መርበብ ወይ ቮሊቦል ገማግም ባሕሪ ንኦሎምፒክስ ቶክዮ 2020 ኣብ ምጽዋዕ ይካየዱ’ለው፡ * ምጥፋእ ስፖርተኛታት ኤርትራ ኣብ ኡጋንዳ መዛረቢ ኣርእስቲ ኮይኑ፡ * ኣብ ኣውስትራልያ ባርዕ ሓዊ ዘይተኣደነ ሞትን ዕንወታትን ኣብ ዝተኸትለሉ ዘሎ እዋን ካብ ፖለቲካ ብዝበለጸ ስፖርት መጸናንዒ ህዝቢ ኮይኑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now