Credit: Beyene Weldegiorgisእንግሊዝኛ ምምሃር ንናይ ተማሃራይ ቪዛ ከም ረቛሒ ስለ ዝሕሰብ፡ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝኛ ነዚ ክሕግዝን ንናይ መጻኢ ኣካዳሚያዊ ትምህርቲ መእተዊ መገዲ ክኸውን ይኽእል ። ኣብ ሞያኻ ንዘሎካ ተስፋ ኸተዕብዮ ወይ ብሕታዊ ዝወጠንካዮ ሸቶ ንምስላጥን እውን ተኽእሎ ኣለዎ ። ብዙሕ ናይ ምምሃር እንግሊዝኛ ኣማራጺታትን ብዘይወግዓዊ መገዲ ናይ ምምሃር ኣጋጣሚታትን ኣብ ዘለወሉ ፡ ዕንቅፋታት ሰጊርካን ናይ እንግሊዝኛ ክእለትካ ከተጽፍፍን መገዲታት ኣለዉ፡ እዚ ክብጻሕ ዝኽእል እዩ ።
Published
By Melissa Compagnoni
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
እንግሊዝኛ ምምሃር ንናይ ተማሃራይ ቪዛ ከም ረቛሒ ስለ ዝሕሰብ፡ ክእለት ቋንቋ እንግሊዝኛ ነዚ ክሕግዝን ንናይ መጻኢ ኣካዳሚያዊ ትምህርቲ መእተዊ መገዲ ክኸውን ይኽእል ። ኣብ ሞያኻ ንዘሎካ ተስፋ ኸተዕብዮ ወይ ብሕታዊ ዝወጠንካዮ ሸቶ ንምስላጥን እውን ተኽእሎ ኣለዎ ። ብዙሕ ናይ ምምሃር እንግሊዝኛ ኣማራጺታትን ብዘይወግዓዊ መገዲ ናይ ምምሃር ኣጋጣሚታትን ኣብ ዘለወሉ ፡ ዕንቅፋታት ሰጊርካን ናይ እንግሊዝኛ ክእለትካ ከተጽፍፍን መገዲታት ኣለዉ፡ እዚ ክብጻሕ ዝኽእል እዩ ።