SKIP TO MAIN CONTENT

ሓተትቲ ዑቕባ ብምኽንያት ሕክምና ካብ መዳጎኒ ናብ ኣውስትራሊያ ክኣትዉ ዘፍቅድ ሕጊ ጸዲቑ።

Australian Greens leader Richard Di Natale speaks during debate on the Medical Evacuation Bill in the Senate chamber at Parliament House in Canberra, Thursday, December 06, 2018. (AAP Image/Lukas Coch) NO ARCHIVING
Australian Greens leader Richard Di Natale speaks during debate on the Medical Evacuation Bill in Canberra, Source: AAP

ኣብ ሰኔት ኣውስትራሊያ፡ ካብ ኣውስትራሊያ ግዝኣት ወጻኢ ዝርከቡ መዕቆቢታት ስደተኛታት ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ፡ ብምኽንያት ሕክምና ክኣትዉ ዘፍቅድ ሕጊ ጸዲቑ ኣሎ። በዚ ምኽንያት ሓተቲ ዑቕባ ብምኽንያት ሕክምና ካብ ደሴታት ማኑስን ናሩን ክኣትዉን ክኽልኡን ኣብ ኢድ ሓካይም ወዲቑ ኣሎ፡፣ ፈደራል መንግስቲ እቲ ጸዲቑ ዘሎ ሕጊ ንሓለዋ ዶብ ኣውስትራሊያ ዝምልከት ሕጊ ዘዳኽም ብዙሕ ሰብ ብጃላቡ ናብ ኣውስትራሊያ ገጹ ንኽመጽእ ዘተባብዕ እዩ ኢሉ ይቃወሞ። ሰልፊ ለበርን ግሪንስን ከምኡውን ቀንዲ ናይ ጎኒ ኣባላት ፓርላማ ግና ነዚ መንግስቲ ዝብሎ ኣይቅበልዎን።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሰኔት ኣውስትራሊያ፡ ካብ ኣውስትራሊያ ግዝኣት ወጻኢ ዝርከቡ መዕቆቢታት ስደተኛታት ኣውስትራሊያ ዝርከቡ ሓተቲ ዑቕባ፡ ብምኽንያት ሕክምና ክኣትዉ ዘፍቅድ ሕጊ ጸዲቑ ኣሎ። በዚ ምኽንያት ሓተቲ ዑቕባ ብምኽንያት ሕክምና ካብ ደሴታት ማኑስን ናሩን ክኣትዉን ክኽልኡን ኣብ ኢድ ሓካይም ወዲቑ ኣሎ፡፣ ፈደራል መንግስቲ እቲ ጸዲቑ ዘሎ ሕጊ ንሓለዋ ዶብ ኣውስትራሊያ ዝምልከት ሕጊ ዘዳኽም ብዙሕ ሰብ ብጃላቡ ናብ ኣውስትራሊያ ገጹ ንኽመጽእ ዘተባብዕ እዩ ኢሉ ይቃወሞ። ሰልፊ ለበርን ግሪንስን ከምኡውን ቀንዲ ናይ ጎኒ ኣባላት ፓርላማ ግና ነዚ መንግስቲ ዝብሎ ኣይቅበልዎን።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now