Source: Supplied“ሎሚ 23 ሰነ 2019 ዓ.ም ረፍዲ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከረን ቤተ ክርስትያን እምነተ ክርስቶስ ቤ.ክ ብምእታው ኣዴታት፡ ነፍሰ ጾራት ዝርከብዎም ብዙሓት ምእመንን ኣሲሩ፡ ብተወሳኺ ድማ ብዘሎ ንብረትን ገንዘብን እታ ቤተክርስትያን ሃጊሩ ወሲድዎ ኣሎ።” ንዝብል ዜና ንምርግጋጽ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣመንቲ ኩነታቶም እናተኸታተለ ሓበሬታ ዝዝርግሕ ኣቶ ሃኒባል ዳኒኤል ተወሳኺ መብርሂ ሂቡና ኣሎ።
“ሎሚ 23 ሰነ 2019 ዓ.ም ረፍዲ ኣባላት ጸጥታ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ከረን ቤተ ክርስትያን እምነተ ክርስቶስ ቤ.ክ ብምእታው ኣዴታት፡ ነፍሰ ጾራት ዝርከብዎም ብዙሓት ምእመንን ኣሲሩ፡ ብተወሳኺ ድማ ብዘሎ ንብረትን ገንዘብን እታ ቤተክርስትያን ሃጊሩ ወሲድዎ ኣሎ።” ንዝብል ዜና ንምርግጋጽ ኣብ ኤርትራ ዘለዉ ኣመንቲ ኩነታቶም እናተኸታተለ ሓበሬታ ዝዝርግሕ ኣቶ ሃኒባል ዳኒኤል ተወሳኺ መብርሂ ሂቡና ኣሎ።