SKIP TO MAIN CONTENT

ብዝሒ ጸገም ጥዕና ኣእምሮ ዘለዎም መንእሰያት እናወሰኸ ይኸይድ ኣሎ።

NACA Feature
Mental health advocate Annastasya Watts (SBS) Source: SBS

ካብ 15 ክሳብ 19 ዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ስነ ልቦና ጸቕጢ ከምዘለዎም ዘፍልጡ ካብ ቅድሚቲ ቅድሚ 7 ዓመት ዝነበረ ንላዕሊ ሎሚ ከምዝበዝሑ ሓደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። እቲ መጽናዕቲ ብተወሳኺ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ደቂ ተባዕትዮ ብ ዕጽፊ ጸገም ጥ ዕና ኣእምሮ ከምዘለወን የፍልጣ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ 15 ክሳብ 19 ዕድሚኦም መንእሰያት ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ስነ ልቦና ጸቕጢ ከምዘለዎም ዘፍልጡ ካብ ቅድሚቲ ቅድሚ 7 ዓመት ዝነበረ ንላዕሊ ሎሚ ከምዝበዝሑ ሓደ መጽናዕቲ ኣረጋጊጹ። እቲ መጽናዕቲ ብተወሳኺ ደቂ ኣንስትዮ ካብ ደቂ ተባዕትዮ ብ ዕጽፊ ጸገም ጥ ዕና ኣእምሮ ከምዘለወን የፍልጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now