Source: Suppliedብምኽንያት 24 ግንቦት መበል 28 ዓመት በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ’ዚ ኣብ አውስትራልያ ነበርቲ ምስ ዝኾኑ ገዳይም ተጋደልቲ ነበር፡ ኣቶ ሚኪኤል ገብረስላሰን (ተሓኤ) ኣቶ ተኸስተ ሃብቱን (ህግ) ብዛዕባ ተዘክሮታት ቃልሶም፡ ሰረታት ደሞክራሲ አብ ግዜ ቃልሲን ድሕሪ ነጻነት ዝተፈጥረ ኩነታትን ብዝምልከት ንኤስቢኤስ ትግርኛ ርእይቶኦም ዝሃቡና ምሉእ ትሕዝቶ፡ “ህዝባዊ ግንባር እዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ምስጢራውን ግሁድን ማእሰርቲታት መቐጸልታ ናይ’ቲ ቀደም ዝገብሮ ዝነበረ’ዩ” “ኣብ ልዕሊ በዓል ቢትወደድ ዝተወስደ ናይ ማእሰርቲ ስጉምቲ ዓገብ ዘይብሉ ናይ ኣከያይዳ መንገዲ ዝሓዘ’ዩ ዘመልክተልና” ኣቶ ተኸስተ “ወተሃደራዊ ጠባይ ህዝባዊ ግንባርን ፖለቲካውን ፍትሓውን ጠባይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣወሃሂድና ዓዲ ኣቲና ኔርና እንተንኸውን ዝሓሸት ኤርትራ ምተፈጥረት ኔራ” ኣቶ ሚኪኤል
ብምኽንያት 24 ግንቦት መበል 28 ዓመት በዓል ነጻነት ኤርትራ ኣብ’ዚ ኣብ አውስትራልያ ነበርቲ ምስ ዝኾኑ ገዳይም ተጋደልቲ ነበር፡ ኣቶ ሚኪኤል ገብረስላሰን (ተሓኤ) ኣቶ ተኸስተ ሃብቱን (ህግ) ብዛዕባ ተዘክሮታት ቃልሶም፡ ሰረታት ደሞክራሲ አብ ግዜ ቃልሲን ድሕሪ ነጻነት ዝተፈጥረ ኩነታትን ብዝምልከት ንኤስቢኤስ ትግርኛ ርእይቶኦም ዝሃቡና ምሉእ ትሕዝቶ፡ “ህዝባዊ ግንባር እዚ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ምስጢራውን ግሁድን ማእሰርቲታት መቐጸልታ ናይ’ቲ ቀደም ዝገብሮ ዝነበረ’ዩ” “ኣብ ልዕሊ በዓል ቢትወደድ ዝተወስደ ናይ ማእሰርቲ ስጉምቲ ዓገብ ዘይብሉ ናይ ኣከያይዳ መንገዲ ዝሓዘ’ዩ ዘመልክተልና” ኣቶ ተኸስተ “ወተሃደራዊ ጠባይ ህዝባዊ ግንባርን ፖለቲካውን ፍትሓውን ጠባይ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራን ኣወሃሂድና ዓዲ ኣቲና ኔርና እንተንኸውን ዝሓሸት ኤርትራ ምተፈጥረት ኔራ” ኣቶ ሚኪኤል