SKIP TO MAIN CONTENT

ንዓይኒ ዝማርኽ ተውህቦን ጥበብን ዝውንኑ፡ ገንዝብ መሊኡ ዝፈሶም፡ ቴሌቪዥናት ዘይጸግበኦም ከዋኽብቲ እንታይ ደኣ’ዩ ብቑሪ ተገሪፎም?

Merhawi Kudus
Source: Astana Pro Team

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/08/2019) ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፖሎኝ ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ጽቡቕ ምንቅስቓስ የርእዩ’ለው፡ ኣብ ናይ ሓደ መዓልቲ ቅድድም ብሽክለታ ክላሲክ ደ ሳን ሰባስትያን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ምስ ጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ተሳቲፉ፡ ውድድር ከቢድ ብምንባሩ ግን ምስ ካልኦት ዓበይቲ ተቐዳደምቲ ኣብ ፍጻመ ከይበጽሀ ኣቋሪጹ፡ ዝኽፈልዎ ዘይተኣደነ ገንዘብ፡ ክእለቶም ኣዝዩ ብሉጽ፡ ጋንታታቶም ግን ጸሊአንኦም ክሸጥኦም ደልየን፡ ዝወስደኦም ስለዘይተረኽባ ግን ኣብ መንጎ ብቑሪ ዝቕዘፉ ዘለው ከዋኽብቲ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (05/08/2019) ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፖሎኝ ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስን ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይን ጽቡቕ ምንቅስቓስ የርእዩ’ለው፡ ኣብ ናይ ሓደ መዓልቲ ቅድድም ብሽክለታ ክላሲክ ደ ሳን ሰባስትያን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄር ምስ ጋንትኡ ዳይመንሽን ዳታ ተሳቲፉ፡ ውድድር ከቢድ ብምንባሩ ግን ምስ ካልኦት ዓበይቲ ተቐዳደምቲ ኣብ ፍጻመ ከይበጽሀ ኣቋሪጹ፡ ዝኽፈልዎ ዘይተኣደነ ገንዘብ፡ ክእለቶም ኣዝዩ ብሉጽ፡ ጋንታታቶም ግን ጸሊአንኦም ክሸጥኦም ደልየን፡ ዝወስደኦም ስለዘይተረኽባ ግን ኣብ መንጎ ብቑሪ ዝቕዘፉ ዘለው ከዋኽብቲ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now