መሰል ምህላው ድሕነት ዘለዎ ቦታ ስራሕ
WORK SAFETY equipment Source: pixabay public domain
ዝኾነ ኣውስትራልያዊ ሰራሕተኛ ድሕነት ዘለዎ ቦታ ስራሕ ክህልዎ መሰል ኣለዎ። እቲ ሕጊ ኩሎም ኣስራሕቲ መጠን መጉዳእትን ሕማምን ኣብ ቦታ ስራሕ ንምቕናስ ድሕነት ዘለዎ ናይ ስራሕ ሃዋህው ክፈጥሩ ይጠልብ።
Share
WORK SAFETY equipment Source: pixabay public domain

SBS World News