SKIP TO MAIN CONTENT

ኣመሪካ ናጻ ሃገረ ፍልስጢኤም ክምስረት ትጽውዕ፡ ኲናት ቓዛ ኣብ ምሉእ ዞባ ከይሰፍሕ የስግእ።

APTOPIX Israel Palestinians
እስራኤል ኣብ ጋዛ ብዘካየደቶ ደብዳብ ዝቘሰሉ ፍልስጤማውያን ፡ ሰሉስ ኣብ ዲር ኣል ባላ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ኣል ኣኪሳ. (AP Photo/Adel Hana) Source: AP / Adel Hana/AP

እስራኤል ድሕሪ እቲ ብጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብልንኬን ኣብ እስራኤል ዝገበሮ ምብጻሕ ፡ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ፍልስጤማውያን እተካይዶ መጥቃዕቲ ደው ከተብሎ ጸቕጢ ይግበረላ ኣሎ ። እዚ ከምዚሉ እንከሎ ብሰንኪ ቅትለት ኣዛዚ ሰራዊት ሕዝቦላህ ፡ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣብቲ ዞባ ከይሰፍሕ ተሰጊኡ። ዛጊት ኣመሪካ ፡ ተዅሲ ደው ናይ ምባል ጠለብ ኣየቕረበትን ፡ ሓደ ናይ ኣውስትራልያ ትካል ድማ ፡ መንግስቲ ምስቲ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል እተኻየደ ጃምላዊ ቅትለት ብደቡብ ኣፍሪቃ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምጽናት ዓሌት ክሳተፍ ጸዊዑ ኣሎ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እስራኤል ድሕሪ እቲ ብጸሓፊ ጉዳያት ኣመሪካ ኣንቶኒ ብልንኬን ኣብ እስራኤል ዝገበሮ ምብጻሕ ፡ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ፍልስጤማውያን እተካይዶ መጥቃዕቲ ደው ከተብሎ ጸቕጢ ይግበረላ ኣሎ ። እዚ ከምዚሉ እንከሎ ብሰንኪ ቅትለት ኣዛዚ ሰራዊት ሕዝቦላህ ፡ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ኣብቲ ዞባ ከይሰፍሕ ተሰጊኡ። ዛጊት ኣመሪካ ፡ ተዅሲ ደው ናይ ምባል ጠለብ ኣየቕረበትን ፡ ሓደ ናይ ኣውስትራልያ ትካል ድማ ፡ መንግስቲ ምስቲ ኣብቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል እተኻየደ ጃምላዊ ቅትለት ብደቡብ ኣፍሪቃ ቀሪቡ ዘሎ ክሲ ምጽናት ዓሌት ክሳተፍ ጸዊዑ ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now