SKIP TO MAIN CONTENT

እስራኤል ምምስራት ሃገረ ፍልስጤም ብወግዒ ነጺጋ፡ ኣመሪካ ግና ንሱ ከይኮነ እስራኤል ሰላም ኣይክትረክብን’ያ ኢላ።

Israel Palestinians Red Cross
ፋይል - ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ኣብቲ ኣብ ቴልኣቪቭ ፡ እስራኤል ፡ ብ24 ታሕሳስ 2023 ኣብ ዝርከብ ተሃደራዊ መደበር ኪርያ ሚኒስትሪ ምክልኻል እስራኤል ኣኼባ ካቢነ ሚኒስተራት ።(AP Photo/Ohad Zwigenberg, Pool, File) Credit: Ohad Zwigenberg/AP

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ነቲ ኣብ መጻኢ ፍታሕ ክልተ ሃገራትን ምትካል ሃገረ ፍልስጤም ክህሉሉ ዝቐረበ ጻውዒት ነጺግዎ ኣሎ ። ይኹን እምበር ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ፡ እስራኤል ናይ ፍልስጢኤም ሃገር ከይተመስረተት ፡ ንጸገማት እስራኤል ክትፈትሖ ከም ዘይትኽእል እያ እትገልጽ ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብቲ ዞባ ዝዓበየ ሆስፒታል መጥቓዕቲ ኣብ ትፍጸመሉ ዘሎ እዋን ድማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ጋዛ ተወሳኺ ሓገዝ ክቐርብ ይጽውዕ ኣሎ ።

Published

By Omoh Bello

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ነቲ ኣብ መጻኢ ፍታሕ ክልተ ሃገራትን ምትካል ሃገረ ፍልስጤም ክህሉሉ ዝቐረበ ጻውዒት ነጺግዎ ኣሎ ። ይኹን እምበር ፡ ሕቡራት መንግስትታት ኣመሪካ ፡ እስራኤል ናይ ፍልስጢኤም ሃገር ከይተመስረተት ፡ ንጸገማት እስራኤል ክትፈትሖ ከም ዘይትኽእል እያ እትገልጽ ። እስራኤል ኣብ ልዕሊ እቲ ኣብቲ ዞባ ዝዓበየ ሆስፒታል መጥቓዕቲ ኣብ ትፍጸመሉ ዘሎ እዋን ድማ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ናብ ጋዛ ተወሳኺ ሓገዝ ክቐርብ ይጽውዕ ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now