SKIP TO MAIN CONTENT

አኽራን ጎላ ልኡላዊ መሬት እስራኤል ክኸውን ፕረሲደንት ትራምፕ ኣፍልጦ ይህብ።

Feature
Source: AAP

ኣመሪካ ነቲ ኣካራኻሪ ዞባ ኣኽራናት ጎላን ከም ናይ እስራኤል ግዝኣት ኣፍልጦ ክትህበሉ ኣለዋ ክብል ናይ ሕ.መ. ኣመሪካፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። እዚ ኣሰምባዲ መግለጺ ናይ ገለ ደገፍ ክረክብ ከሎ ንብዙሓት ግና ብዙሕ ሕቶታት ኣለዓዒሉ ይርከብ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣመሪካ ነቲ ኣካራኻሪ ዞባ ኣኽራናት ጎላን ከም ናይ እስራኤል ግዝኣት ኣፍልጦ ክትህበሉ ኣለዋ ክብል ናይ ሕ.መ. ኣመሪካፕረሲደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣፍሊጡ። እዚ ኣሰምባዲ መግለጺ ናይ ገለ ደገፍ ክረክብ ከሎ ንብዙሓት ግና ብዙሕ ሕቶታት ኣለዓዒሉ ይርከብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now