A view of rockets fired from the Gaza Strip towards Israel, in Gaza City, 12 November 2019. Source: EPAገለ መራሕተ ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጢኤማዊያን ብሓይሊታት እስራኤል ድሕሪ ምቕታሉ ኣብ ቓዛ ብዙሓት ሰባት ተቐትሎም። እዚ መጥቃዕቲ ዝፍጸም ዘሎ ዉሽጣዊ ፖለቲካ እስራኤል ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ወዲቕሉ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ።
ገለ መራሕተ ጉጅለ ዕጡቕ ፍልስጢኤማዊያን ብሓይሊታት እስራኤል ድሕሪ ምቕታሉ ኣብ ቓዛ ብዙሓት ሰባት ተቐትሎም። እዚ መጥቃዕቲ ዝፍጸም ዘሎ ዉሽጣዊ ፖለቲካ እስራኤል ኣብ ተኣፋፊ ኩነታት ወዲቕሉ ኣብ ዘሎ እዋን እዩ።