መጥቃዕቲ ድሮን እስራኤል ኣብ በይሩት ንሓደ ካብ መራሕቲ ሓማስ ቀቲሉ፡ እቲ ኲናት ኣብ መላእ ዞባ ከየስፋሕፍሕ ተሰጊኡ።

EXPLOSION BEIRUT LEBANON

ወተሃደራት ሊባኖስ ኣብቲ ኣብ ደቡባዊ ኣውራጃ ዳሒየህ: በሩት: ሊባኖስ: ብ 02 ጥሪ 2024 ነታጒ እተጻወደሉ ቦታ ይኸዱ ። ማዕከናት ዜና ሊባኖስ ከም ዝሓበራኦ ፡ ድሕሪ እቲ ብ እስራኤል እተኻየደ ሓያል ነትጒ ፡ ምክትል ሓላፊ ሓማስ ዝዀነ ሳልሕ ኣል-ኣሮሪሪ ዝርከቦም ብውሕዱ ሽዱሽተ ሰባት ተቐቲሎም እዮም ። EPA/ABBAS SALMAN Source: EPA / ABBAS SALMAN/EPA

እስራኤል ኣብ በይሩት፡ ሊባኖስ ኣብ ዝገበረቶ መጥቃዕቲ ድሮን ፡ ሳልሕ ኣል-ኣሮሪ ዝበሃል ላዕለዋይ ብዓል ስልጣን ሓማስ ቀቲላቶ ። ጕጅለ ሕዝቦላህ ሊባኖስ ሕነ ከም ዝፈዲ እኳ እንተ ገለጸ ፡ እስራኤል ግና ንዝዀነ ዝመጽእ ምላሽ ንምሃብ ከም እተዳለወት እያ እትገልጽ እዚ ጸብጻብ... ከም ዘመልክቶ ኣብ ዌስት ባንክ ብሰንኪ’ቲ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊታት 'ተቛሪጹ እዩ ።



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
መጥቃዕቲ ድሮን እስራኤል ኣብ በይሩት ንሓደ ካብ መራሕቲ ሓማስ ቀቲሉ፡ እቲ ኲናት ኣብ መላእ ዞባ ከየስፋሕፍሕ ተሰጊኡ። | SBS Tigrinya