SKIP TO MAIN CONTENT

ዕግርግር ኣብ ጥንታዊት የሩሳሌም፡ ክንዮ ዶባ ዝኸይድ ጥፍኣት ደቂ ሰባት ከይስዕብ ተሰጊኡ።

A Palestinian man prays next to a closed gate leading to the Al-Aqsa compound, in Jerusalem (AAP)
A Palestinian man prays next to a closed gate leading to the Al-Aqsa compound, in Jerusalem (AAP) Source: A Palestinian man prays next to a closed gate leading to the Al-Aqsa compound, in Jerusalem (AAP)

ኣብ የሩሳሌም ዝርከብ መስጊድ ኣል ኣቕሳ ዝተላዕለ ጸጥታዊ ቅልውላው ክሳብ ዓርቢ እንተዘይተፈቲሑ እቲ ቅልውላው ናብ ዝገደደ ኩነታት ከምዝዓርግ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ፡፣ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ሰብ መዚ እስራኤል ገለ ካብቲ ኣብ ቀጽሪ እቲ መስጊድ ዝርከብ ናይ ሓጺን ወሃቢ ሓበሬታ ምስ ኣልገሱ እዩ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ የሩሳሌም ዝርከብ መስጊድ ኣል ኣቕሳ ዝተላዕለ ጸጥታዊ ቅልውላው ክሳብ ዓርቢ እንተዘይተፈቲሑ እቲ ቅልውላው ናብ ዝገደደ ኩነታት ከምዝዓርግ ዉዱብ ሕቡራት ሃገራት ኣጠንቂቑ፡፣ እዚ ዝመጽእ ዘሎ ሰብ መዚ እስራኤል ገለ ካብቲ ኣብ ቀጽሪ እቲ መስጊድ ዝርከብ ናይ ሓጺን ወሃቢ ሓበሬታ ምስ ኣልገሱ እዩ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now