SKIP TO MAIN CONTENT

ቆልዑ ቓዛ ብኽትሓስቦ ዘጸግም መጠን ይቕተሉ፡ ኣብ ጋዛ ጅሆ ተታሒዞም ዝጸንሑ ወጻእተኛታት ይልቀቑ።

Israeli attack on residential square in Jabalia refugee camp
እስራኤል ብ31 ጥቅምቲ 2023 ኣብቲ ኣብ ሰሜናዊ ጋዛ ዝርከብ መዕቈቢ ስደተኛታት ጃባልያ ድሕሪ ዝገበርዎ ደብዳብ ። ኣብቲ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ጃባልያ ዘካየደቶ ተኸታታሊ ደብዳብ ፡ ህጻናት ዝርከብዎም ፍልስጤማውያን ከም ዝሞቱ ኣፈኛ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት "ታ ሃገር ብሰሉስ ሓቢሩ ። መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ መበል 25 መዓልቲ ቀጺሉ ። (Photo by Stringer/Anadolu via Getty Images) Source: Anadolu / Anadolu Agency/Anadolu via Getty Images

ኣብ ቓዛ ዝርከቡ ሓካይም ፡ ኣብታ እተኸብበት ግዝኣት ጋዛ ሕክምናዊ ቀረብ ፡ መሰረታዊ ምግብን ካልእ ዘድሊ ነገራትን ኣብዘይብሉ መደንዘዚ ብዘይብሉ ቆልዑ ኣብ ሆስፒታላት ይሕከሙ ከም ዘለዉ ይገልጹ ።


Published

By Peggy Giakoumelos

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS


Skip to podcast episode content

ኣብ ቓዛ ዝርከቡ ሓካይም ፡ ኣብታ እተኸብበት ግዝኣት ጋዛ ሕክምናዊ ቀረብ ፡ መሰረታዊ ምግብን ካልእ ዘድሊ ነገራትን ኣብዘይብሉ መደንዘዚ ብዘይብሉ ቆልዑ ኣብ ሆስፒታላት ይሕከሙ ከም ዘለዉ ይገልጹ ።



Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now