SKIP TO MAIN CONTENT

ስርሒት ወተሃደራት እስራኤል ኣብ ሆስፒታል፡ እማመ ስምምዕ ተኹሲ ምባልን በሸሓት ዝቑጸሩ እሱራት ፍልስጢኤም ንምፍታሕ።

Israel Palestinians
ኣብዚ ካብቲ ሚኒስትሪ ጥዕና ፍልስጤም ዘፈነዎ ናይ ሓለዋ ቪድዮ እተወስደ ስእሊ: ሓይልታት እስራኤል ሲቪላውያን ኣንስትን ሰራሕተኛታት ሕክምናን ተመሲሎም ኣብ ዌስት ባንክ ከተማ ጀኒን ኣብ ዝርከብ ሆስፒታል ኢብን ሲና ኣጽዋርሒዞም ኣብቲ ብሰሉስ 30 ጃን 2024 ኣብ ዌስት ባንክ ዝርከብ ሆስፒታል: ሰለስተ ወተሃደራት ፍልስጤማውያን ቀቲሎም ። (Palestinian Health Ministry via AP) Credit: AP

ዕጡቓት ሓይልታት እስራኤል ኣብ ዌስት ባንክ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ወሪሮም ፡ወተሃደራት ሓማስ ምዃኖም ንዝገለጽዎም ሰለስተ ፍልስጤማውያን ቀቲሎም ። እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ሰራዊቱ ካብ ጋዛ ከም ዝስሕቡ ዝገብር ስምምዕ ተዅሲ ደው ምባል ነጺግዎ ኣሎ ።

Published

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕጡቓት ሓይልታት እስራኤል ኣብ ዌስት ባንክ ናብ ዝርከብ ሆስፒታል ወሪሮም ፡ወተሃደራት ሓማስ ምዃኖም ንዝገለጽዎም ሰለስተ ፍልስጤማውያን ቀቲሎም ። እዚ ከምዚሉ እንከሎ፡ ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ ፡ ሰራዊቱ ካብ ጋዛ ከም ዝስሕቡ ዝገብር ስምምዕ ተዅሲ ደው ምባል ነጺግዎ ኣሎ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now