ሓደ ሓደስቲ መጻእቲ ዘጣይስ ማሕበር እዚ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ኣብ መልበርን ብሕሉፋት የማናውያን ጸዓዱ ዝተኻየደ ስልፊ፡ ነቲ መጻእቲ ንኣውስትራልያ ዝገበርዎ ዓቢይ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ኣበርክቶ፡ ከይስማዕ/ከይቃላሕ ዓብሊልዎ ኢሉ። AMES Australia ኣበርክቶ ስደተኛታትን መጻእትን ክትዓት ብዛዕባ ኢሚግረሽን ክካየድ እንከሎ ብዝሓሸ ክእመነሉን ክፍለጥን ይደሊ።
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends


