Author Shankari Chandran with her latest novel, "Chai Time at Cinnamon Gardens" Credit: Shankari Chandranናይ መጀመርታ ዝጸሓፈቶ ጽሑፍ ፡ እቲ ዛንታታት ኣውስትራልያዊ ከምዘይኮነ ተነጊርዋ ነይሩ ። ሹንኩሪ ቻንድራን ኣብዚ እዋን ሕብንቲ ናይ Miles Franklin Literary Award ተሸላሚት ኮይና ኣላ ። እታ ዝጸሓፈታ ናይ ልቢ ወለድ መጽሓፋ - Chai Time at Cinnamon Gardens - - ውግእ: በሰላን ምክፍፋልን ብዝፈታተን ክትጸሮ ዝኸብድ ዛንታታትን ዝመልአት እያ ።
Published
By Naveen Razik
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ናይ መጀመርታ ዝጸሓፈቶ ጽሑፍ ፡ እቲ ዛንታታት ኣውስትራልያዊ ከምዘይኮነ ተነጊርዋ ነይሩ ። ሹንኩሪ ቻንድራን ኣብዚ እዋን ሕብንቲ ናይ Miles Franklin Literary Award ተሸላሚት ኮይና ኣላ ። እታ ዝጸሓፈታ ናይ ልቢ ወለድ መጽሓፋ - Chai Time at Cinnamon Gardens - - ውግእ: በሰላን ምክፍፋልን ብዝፈታተን ክትጸሮ ዝኸብድ ዛንታታትን ዝመልአት እያ ።