SKIP TO MAIN CONTENT

ሕሱም ድርቂ ኣብ ገለ ከባቢታት ደቡብ ኣፍሪቃ ኣፓርታይድ ንዝፈጠሮ ፍልልያት ኣብ መንጎ ህዝቢታት ከይተረፈ ኣህሲስዎ

Paul van Wyk, a small scale farmer, kneels down in a cracked bed of a water pan in Vosburg, South Africa
Source: AAP

ኣውስትራሊያ ብድርቂ፡ ብሓዊን ልዑል ሙቐትን ኣብ ትሕመሰሉ ዘሎ እዋን ደቡባዊ ኣፍሪቃ ከኣ ሓረስቶት ንዓሰርተታት ዓመታት ርእየሞ ዘይፈልጡ ዝኸፍአ ረዲኤት ኣጋጢምዎም ኣሎ። ብዙሓት ሓረስቶት ሰባትን እንስሳታትን ብህይወት ከጽንሕዎም ጥራይ ይጽገሙ'ለው፡ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ከኣ ልዕሊ 11 ሚልዮን ህዝቢ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብመጠን ቅልውላው ዝግለጽ ውሑስ ዘይኮነ ቀረብ መግቢ ኣለዎም ኢሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራሊያ ብድርቂ፡ ብሓዊን ልዑል ሙቐትን ኣብ ትሕመሰሉ ዘሎ እዋን ደቡባዊ ኣፍሪቃ ከኣ ሓረስቶት ንዓሰርተታት ዓመታት ርእየሞ ዘይፈልጡ ዝኸፍአ ረዲኤት ኣጋጢምዎም ኣሎ። ብዙሓት ሓረስቶት ሰባትን እንስሳታትን ብህይወት ከጽንሕዎም ጥራይ ይጽገሙ'ለው፡ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ከኣ ልዕሊ 11 ሚልዮን ህዝቢ ኣብዚ ሕጂ እዋን ብመጠን ቅልውላው ዝግለጽ ውሑስ ዘይኮነ ቀረብ መግቢ ኣለዎም ኢሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now