Source: Dagens Nayheterሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/07/2019) ኤርትራዊት መበቆል ዘለዋ ሽወደናዊት ምዕራፍ ባህታ ናይ ሓደ ዓመት እገዳ ተነቢሩላ፡ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 6 ሓምለ 2019 ክጅመር'ዩ፡ (ኤርትራዊ ኮነ ኢትዮጵያዊ ዝቀዳደም ኣይክህሉን'ዩ ) ክቡራት ሰማዕትና ድሕሪ ምድላው'ዚ ዜና ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ካብ ጋንታ ኮፊደስ ክሳተፍ ምዃኑ ተረጋጊጹ ኣሎ ፡-) ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ሃገራት በብዓዱ ተኻይዶም፡ ናትናኤል አብ ኤርትራ ጽጋቡ አብ ኢትዮጵያ ተዓዊቶም፡ ናይ መወዳእታ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ማዳጋስካር ንናይጀርያ ዘይተጸበይቶ ስዕረት ኣሰኪማታ፡ ምስርን ሞ ሳላሕን ግን ይምርሹ
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/07/2019) ኤርትራዊት መበቆል ዘለዋ ሽወደናዊት ምዕራፍ ባህታ ናይ ሓደ ዓመት እገዳ ተነቢሩላ፡ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ፈረንሳ 6 ሓምለ 2019 ክጅመር'ዩ፡ (ኤርትራዊ ኮነ ኢትዮጵያዊ ዝቀዳደም ኣይክህሉን'ዩ ) ክቡራት ሰማዕትና ድሕሪ ምድላው'ዚ ዜና ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ካብ ጋንታ ኮፊደስ ክሳተፍ ምዃኑ ተረጋጊጹ ኣሎ ፡-) ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ ሃገራት በብዓዱ ተኻይዶም፡ ናትናኤል አብ ኤርትራ ጽጋቡ አብ ኢትዮጵያ ተዓዊቶም፡ ናይ መወዳእታ ምድባዊ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ማዳጋስካር ንናይጀርያ ዘይተጸበይቶ ስዕረት ኣሰኪማታ፡ ምስርን ሞ ሳላሕን ግን ይምርሹ