SKIP TO MAIN CONTENT

ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧ ውዕሎታት ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያትን ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታን (ገለ ካብ ትሕዝቶታት ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ)

Eritrea vs Uganda at the CECAFA U20
Source: Twitter

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/09/2019) ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያት ቀዳም ኣብ ኡጋንዳ ተጀሚሮም፡ ኤርትራ ምስ ኡጋንዳ ገጢማ ማዕረ 1-1 ክትፈላለ እንከላ ኢትዮጵያ ብገፊሕ 4-0 ብታንዛንያ ተሳዒራ፡ ኢትዮጵያ ሰንበት ኣብ መቐለ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2020 ኣካይዳ ብሩዋንዳ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡ ኢትዮጵያዊት ገንዘበ ዲባባ ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ከምዘይትሳተፍ ተገሊጹ፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ 2019 ኣብ ዮርክሻየር ዓባይ ብሪጣንያ ተጀሚሩ፡ ዓሰርተ ሓደ ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይ ዓበይቲ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን ከምኡ’ውን ኣብ መንእሰያት ት23 ክትሳተፍ'ያ፡ ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (23/09/2019) ግጥማት ሴካፋ ት20 መንእሰያት ቀዳም ኣብ ኡጋንዳ ተጀሚሮም፡ ኤርትራ ምስ ኡጋንዳ ገጢማ ማዕረ 1-1 ክትፈላለ እንከላ ኢትዮጵያ ብገፊሕ 4-0 ብታንዛንያ ተሳዒራ፡ ኢትዮጵያ ሰንበት ኣብ መቐለ ቀዳማይ እግሪ መጻረዪ ግጥም ንሻምፒዮና ሃገራት ኣፍሪቃ 2020 ኣካይዳ ብሩዋንዳ ሓደ ብባዶ ተሳዒራ፡ ኢትዮጵያዊት ገንዘበ ዲባባ ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ ዶሓ 2019 ከምዘይትሳተፍ ተገሊጹ፡ ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ 2019 ኣብ ዮርክሻየር ዓባይ ብሪጣንያ ተጀሚሩ፡ ዓሰርተ ሓደ ዝኣባላታ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ናይ ዓበይቲ ደቂተባዕትዮን ደቀንስትዮን ከምኡ’ውን ኣብ መንእሰያት ት23 ክትሳተፍ'ያ፡ ህቡባት ስፖርታውያን ንፉዓት ፖለቲከኛታት ይወጾም'ዶ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now