Vanessa Hayes and the Ju’hoansi family (Chris Bennett-Evolving Picture) Source: Chris Bennett-Evolving Pictureኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ መበቆል ዘመናዊ ሰብ ኣበይ ከምዝኾነ ፈሊጦም። ሳይንሰኛታት መበቆል ዘመናዊ ሰብ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝኾነ ኣሚኖም እንተጸንሑ’ኳ ኣብዚ ናይ ሕጂ ርኽበት ግና እቲ ልክዕ መበቆል ቦታ ሰብ፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሩባ ዛንዚባር ኮይኑ ንገለ ክፋል ቦትስዋና፡ ዚምባብወን ናሚብያን የጠቓልል።
ኣውስትራሊያዊያን ተመራመርቲ መበቆል ዘመናዊ ሰብ ኣበይ ከምዝኾነ ፈሊጦም። ሳይንሰኛታት መበቆል ዘመናዊ ሰብ ኣብ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪቃ ከምዝኾነ ኣሚኖም እንተጸንሑ’ኳ ኣብዚ ናይ ሕጂ ርኽበት ግና እቲ ልክዕ መበቆል ቦታ ሰብ፡ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ሩባ ዛንዚባር ኮይኑ ንገለ ክፋል ቦትስዋና፡ ዚምባብወን ናሚብያን የጠቓልል።