Source: Reporterጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ (ሶኑይ 01/07/2019) መተካእታ ናይ’ቶም ዝተቐትሉ ጀነራላትን ሓለፍትን ተሰይሞም፤ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ይምርመሩ ኣለው፡ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ንማእሰርቲ ተጠርጠርቲ ደጊፎም፡
ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ (ሶኑይ 01/07/2019) መተካእታ ናይ’ቶም ዝተቐትሉ ጀነራላትን ሓለፍትን ተሰይሞም፤ ተወሰኽቲ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝነበሩ ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ይምርመሩ ኣለው፡ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ንማእሰርቲ ተጠርጠርቲ ደጊፎም፡