SKIP TO MAIN CONTENT

ባርዕ ጣሻ ደቡብ ኣውስትራልያ ልዕሊ 30 ሰባት ጎዲኡ፡ አብ በርሚንግሃም ሬስኦም ዝተረኽበ ክልተ ኤርትራውያን ስሞም ተገሊጹ

Mosley flat in Birmingham where Eritrean couple found dead
Source: Birminghammail

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (21/11/19) * ሰብመዚ ሓደገኛ ባርዕ ሓዊ ጣሻ ኣብ ግዝኣት ደቡብ ኣውስትራልያ ከጥፍኡ ኣብ ዝረባረብሉ ዘለው እዋን ልዕሊ 30 ሰባት ተጎዲኦም፡ አባይቲን መጽለሊ ቦታታትን ዓንዮምን። * ሓደ ዲፕሎማት አሜሪካ ብትእዛዝ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ናይ ሕጊ አማኻሪኡ አብ ጉዳያት ዩክረይን ከምዝሰርሐ አቃሊዑ። * መስርሕ ረፈረንደም ንክልልነት ሲዳማ ብሰላም ተወዲኡ፡ ውጽኢቱ ሎሚ ሓሙስ ክግለጽ’ዩ ክብል ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ገሊጹ። * ኣብ በርሚንግሃም ብሰራሕተኛታት ወሃብቲ ህጹጽ ረዲኤት ሕክምና ሬስኦም ኣብ ክፍሎም ዝተረኽበ ክልተ ኤርትራውያን ስሞም ተገሊጹ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (21/11/19) * ሰብመዚ ሓደገኛ ባርዕ ሓዊ ጣሻ ኣብ ግዝኣት ደቡብ ኣውስትራልያ ከጥፍኡ ኣብ ዝረባረብሉ ዘለው እዋን ልዕሊ 30 ሰባት ተጎዲኦም፡ አባይቲን መጽለሊ ቦታታትን ዓንዮምን። * ሓደ ዲፕሎማት አሜሪካ ብትእዛዝ ዶናልድ ትራምፕ ምስ ናይ ሕጊ አማኻሪኡ አብ ጉዳያት ዩክረይን ከምዝሰርሐ አቃሊዑ። * መስርሕ ረፈረንደም ንክልልነት ሲዳማ ብሰላም ተወዲኡ፡ ውጽኢቱ ሎሚ ሓሙስ ክግለጽ’ዩ ክብል ሃገራዊ ምርጫ ቦርድ ኢትዮጵያ ገሊጹ። * ኣብ በርሚንግሃም ብሰራሕተኛታት ወሃብቲ ህጹጽ ረዲኤት ሕክምና ሬስኦም ኣብ ክፍሎም ዝተረኽበ ክልተ ኤርትራውያን ስሞም ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now