ኣብ ክረምቲ 2014፡ 243 ሰባት ሒዛ ኣብ ከባቢ ሊቢያ ህጣማ ብዛዕባ ዘጥፈኣት ጃልባ፡ ኣብ ኡጋንዳ ዝመደበሩ ንሰብኣዊ መሰላት ዝጣበቕ ኣፍሪካ ሞኒቶርስ ዝበሃል ትካል ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ዘስፈሮ ጽሑፍን ዕላል ክልተ ኣብዑር ናይ በረኸት ሓዲሽ ግጥምን ናይ ሎሚ መደብ ምዛይክ ባህሊ ኤስ ቢ ኤስ እዩ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends