SKIP TO MAIN CONTENT

ብንግሆኡ በሪቑ ዝዓረበ ኮኾብ (ኣብዚ ዓመት ንብዙሓት ዘሰንበደ ሞት ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ፡ ኣመሪካዊ ደራፋይ (Nipse Hussel) ኣብ ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ ዝቐረበ መደብ)

Culture
Source: Nipsey

ንሎሚ ብዛዕባቲ ዝሓለፈ ሰንበት 31 መጋቢት፡ ካብ ትካሉ ክወጽእ ከሎ፡ ብጨው ቀትሪ ኣብ ኣፍ ደገ ትካሉ ዝተቐትለ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ፡ ኣመሪካዊ ደራፋይ ኤርሚያስ ዳዊት ኣስገዶም (Nipse Hussel) ሓጺር ታሪኽ ሂወቱን ጉዕዞኡ ኣብ ሙዚቃ ኣመሪካን ዝምልከት እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ንሎሚ ብዛዕባቲ ዝሓለፈ ሰንበት 31 መጋቢት፡ ካብ ትካሉ ክወጽእ ከሎ፡ ብጨው ቀትሪ ኣብ ኣፍ ደገ ትካሉ ዝተቐትለ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዎ፡ ኣመሪካዊ ደራፋይ ኤርሚያስ ዳዊት ኣስገዶም (Nipse Hussel) ሓጺር ታሪኽ ሂወቱን ጉዕዞኡ ኣብ ሙዚቃ ኣመሪካን ዝምልከት እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now